ስርዓት ህግደፍ ብውልቀሰባት ንዝካየድ ምዕዳል ማይ ብቦጣት ደው ኣቢሉ። መንግስታዊ ክገብሮ መደብ ከምዘለዎ ምንጭታት ሓቢሮም።
እቲ ንኹሉ ቁጠባዊ ምንቅስቓስ እንተላይ ናእሽቱ ድኳናት ከይተረፈ ተቖጻጺሩዎ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ንሓደ ካብቶም ሒደት ካብ ቁጽጽር ናይቲ ስርዓት ከምገለ ሰቲኹ ብውልቀሰባት ክካየድ ዝጸንሐ ምዕዳል ማይ ብቦጣት ደው ኣቢሉ መንግስታዊ ክገብሮ መደብ ከምዘለዎ ምንጭታት ሓቢሮም። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ...
View Articleሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣሰና ንምላእ ህዝቢ ኤርትራ!!
Related Posts:ትምኒት ብኢዱ ንህዝቢ…ወይ ዘገርም፡ ንዓና ዝኸውን መራሒ…ጥልመትካ ርእየዮ፡፡ሰናይ ትምኒት ሕልሚ ከይኸዉን ።ሓጺር መልእኽቲ ንሃገራዊ ዋዕላ –
View Articleኣብ ቴለቪዥን ኤርትራ ዳይረክተር ቤትጽሕፈት ሚኒስተር ነበር ነስረዲን ዓብደራሕማን ብስርዓት ህግደፍ ከምዝተኣስረ ምንጭታት...
ክሳብ ቀቅድሚ’ቲ ሚኒስተር ዜና ነበር ዓሊ ዓብዱ ካብ ኤርትራ ናብ ወጻኢ ዘምለጠሉ ኣዋርሕ፡ ኣብ ቴለቪዥን ኤርትራ፡ ዳይረክተር ቤትጽሕፈት ሚኒስተር ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ፡ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዓሊ ከም ሓላፊ ሰደቓ ቋንቋ ዓረብ ዝመደቦ ጋዜጠኛ ነስረዲን ዓብደራሕማን ብስርዓት ህግደፍ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ሓቢሮም።...
View Articleሓቂዶ ክንዛረብ?
ሓቂዶ ክንዛረብ? (ብዛዕባ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ) ኣብ ዝኾነ ህዝባዊ ቃልሲ ሰውራ ብውሱናት ውልቀሰባት ኣብ ሓደ ዉሱን ቦታ ይጅመር። ኰይኑ ድማ ሰውራ ኤርትራ’ውን ብውሑዳት ሃገራውያን ኣብ መታሕት ተጀሚሩ። ታተ እናበለ ድማ ናብ ሙሉእ ኤርትራ ተባሪዑ።ኣቦና ሓርበኛ እድሪሰ ዓዋተ...
View Articleወጮ እንተ ገልበጥካዮ ወጮ!
ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝፈጠሮ ቍጠባውን ፖለቲካውን ማህሰይቲ ንኽወጽእ ናይ ሞትን ህይወትን ቃልሲ ምክያድ ካብ ዝጅምር ሓያለ ዓመታት ኣቝጺሩ ኣሎ። እዚ ናይ ሕጂ ግን ፍልይ ዝበለ ይመስል። ፍልይ ዘብሎ ምኽንያት ግን ለውጢ ከምጽእ’ዩ ዝብል እምነት ስለ ዘሎ ዘይኮነ፡ እቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ናይ ምትላል ሜላኡ...
View Articleሓድጊ ሓምድ ኢድሪስ ዓወተ!
ኣቐድም ኣቢለ ኣብ መላእ ዓለም ዝረከብ ህዝብና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክገብረልና ይምነ። ቀጺል ሕርኽርኽ ንዝብል ዘርባ መኤረምታ ዘድልዮ ኾይኑ ስለዝተሰማዓኒ፡ ስቕ ኢለ ክሓልፎ ኣይደለኹን እሞ፡ ንፈልጦ ዝነበርና እንተድኣ ብጌጋ ተማሂርናዮ ኮይኑ ድማ፡ ካብ ድንቑርናና ንኽንወጽእ ዝፈልጡ ፍልጠቶም ንኽልግሱልና የማሕጽን።...
View ArticleRectification of Names == እዝጊ ኣፍለጠኩም እርማት ንኣስማት ዝበልኩም
Eritrean Canadian Human Right Group Ottawa Branch By Saeed Wedi Halal December 29/2012 ሰላም ጋንታ ዓዋተ፡ ሶኑይ ብዕለት 24 ታሕሳስ 2012 ድሮ ክሪስት-ማስ ፡ ጋንታ ዓዋተ. ኮም ኣብ ትሕቲ እርማት ንኣስማት ዝብል ኣርእስቲ፡ መራኽብ ዘይጽዕነኦ እንቃዓ ጸርፍን...
View Articleኢሰያስ እቲ ምንያ ኰለል!!
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና። ኣይበልናንዶ! ኣይበልናንዶ’የ! ተባሂሉ እዩ እቲ ዘበን ብጥዑሙ። ከም ሓቂ መሪር ነይሩ ሽዑ’ውን፡ እንተ ኾነ ሕጂ ካብኡ ዝመርር ምስ ረኣናስ፡ ሽዑ ዝሕሸሉይሲ’ዩ ክንብል ጀሚርና። ሽዑ እዚ ኣምሰሉ ኢሳያስ ንተጋደልቲ ክመስል ዘይገብሮ ነገር ኣይነበሮን። ሕሉፍ ሓሊፉ፡ ‘ንሓፋሽ ዘይትኸውን...
View Articleብስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ ዝነበረ ምኩር ጋዜጠኛን ሓላፊ ዴስክ ዓረብን ኣሕመድ ዑመር ሸኽ ተፈቲሑ።
ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ን 6 ኣዋርሕ ተኣሲሩ ዝነበረ ምኩር ጋዜጠኛን ሓላፊ ዴስክ ዓረብን ኣሕመድ ዑመር ሸኽ ከምዝተፈትሐ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ሚኒስተር ዜና ነበር ዓሊ ዓብዱ ንስርዓት ህግደፍ እናገልገለ ኸሎ ተኣሲሩ ዝነበረ ጋዜጠኛ ኣሕመድ ዑመር ሸኽ፡ ዓሊ ነቲ ስርዓት ራሕሪሑ ኣብ ካናዳ ዑቕባ ድሕሪ...
View Articleመርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ብህዝብን ተቓውሞን ምሽክዕላል ይእከል ዶ ሓቀይ?
ኣሰና ርኢቶታተይ ብተደጋጋሚ ስለዝሰርዝኩምለይ ከይቅየመኩም እዛ ቁሩብ ኣንውሕ ኣቢለ ዝጽሕፋ ዘለኹ ርኢቶ ከተውጽኡለይ ይላቦ። ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ኢዩ ሞ ኣነ ድማ እቲ ዝፈልጦ ሓቂ ክዛረብ ዕድል ክትህቡኒ ይሓተኩም። ብስም ኩሎም እቶም ግዳያት ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ ዝኾኑ ኣሕዋት ኤርትራውያን። ኣብ...
View ArticleIsayas and his group: Who are these people?
By Mamino, December 27, 2012 When Isayas becomes definable or predictable, it is a sign of weakness. Internally, people are easily reading early warnings before Isayas takes action. And, externally,...
View Articleእዋናዊ ዛዕባ 2013 : ጻህያይ….. ኣይንግደፍ……?
ኣቐዲመ ኣብ ውሽጥን ወጸኢ ስደትን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ክኾነሉ ልባዊ ምንዮተይ እገልጸሉ፡፡ ዓመተ 2013 ዓመተ ሰላም፡ ዓመተ ራህዋ፡ ዓመተ ምትእኽኻብ፡ ዓመተ ዕቤትን ብልጽግናን ክትኮነልና ምንዮተይ ኢዩ፡፡ ብዓቢኡን ልዕሊ ዝኾነን ግን፡ ኣብ ጫፍ ጸድፊ ተገምጊሙ ዝርከብ ኢሳይያስ...
View ArticleVoice of Assenna: 31.12.2012 – Diaspora Eritreans send their best wishes to...
Diaspora Eritreans including those in the refugee camps send their best wishes to the Eritrean people, for 2013.Related Posts:Voice of Assenna: Interview with Abeba and Fowzia, Eritrean…Voice of...
View ArticleAwate.com Caught with its ‘Pants Down’!
AWATE CAUGHT WITH ITS ‘PANTS DOWN’! Related Posts:Caught in the Borderlands: Torture Experienced, Expressed,…Immature Interpretation of History Disrupts the Notion of…Amanuel Eyasu guest Speaker at...
View Articleውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሕሰምን ጸበባን እናብኣሰ፡ ንተቓወምቲ ኢትዮጵያ ምሕብሓብ ቀዳምነት...
ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት ሎሚ ቕነ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ሕዱር ብድዐን ንዕቀትን ዘንጸባርቕ ምንባሩ ብምጥቃስ፡ እቲ ኣእምሮኡ ስሒቱ ዘሎ ውልቀመላኺ፡ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሕሰምን ጸበባን እናብኣሰ፡ ንተቓወምቲ ኢትዮጵያ ምሕብሓብ...
View Articleዓሊ ዓብዱ!!!!!!! ወየ! ወየ! ወየ!
መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮነ ሰዓቱ 18 ዓሊ ዓብዱ!!!!!!! ወየ! ወየ! ወየ! ዓሊ ኣንታ ወዲ ኣቦይ ዓብዱ እዞም ኣቦኻስ ክንደይከ ወለዱ ኣለዉዎምዶ ካልኦት ዝተወልዱ ካንዶ ተሪፎም! ሓጂ ኣብ ጉድጓዱ ዓሊ ፈጣጥ ዓይኒ! ገዚፍ ከብዱ ንስኻ ትሰክር ኣቦኻ ብቕዩዱ ተባዕታይ ኣድጊ ዘይግዳዱ ኣቦኻ ጠፊኦም ከይተፈርዱ ጸሓይ...
View Articleማሕበር ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራውያን ኮቨንትሪ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብታ ከተማ ከካይዶ ንዝሓሰበ...
ማሕበር ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራውያን ኮቨንትሪ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ከምቲ ኣብ ዝተፈላለያ ካልእ ከተማታት ሰሜን ዓዲ እንግሊዝ ብቐጻሊ ዝገበሮ ብምስጢር ህዝባዊ ኣኼባ ወዲቡ ሽርሓዊ መደባት ናይቲ ዝለኣኾ ሰርዓት ከተግብር ኳ እንተፈተነ፡ ማሕበር ምንቅስቃስ...
View Articleመምህራን!
ቀለም እናስተኹም ዘዝመልመልኩሞም ብሞያኻ ምስራሕ ዕድል ከሊአሞም ኣብዑር ጸሚዶም እንተ ረኣኹሞም ኣኻውሕ ክጨዱ እንተ ኣማዕደኹሞም ይስምዓኩምዶ ንኾንቱ ምድካሞም? እዚ ኹሉ ዓመታት ተማሂሮም ክንዲ ዝዕድኑ መሬቶም ፍሒሮም ኣሓ እናጓሰዩ ናብ መሮር ወፊሮም *ቀፊር እናኾኑ ካላሽን ዓቲሮም *ዋርድያ፡ ሓላዊ...
View ArticleHappy New Year – by Adulis
Related Posts:I have a dream – Mengstu and Isaias – by Adulis…Merry Christmas and Happy New Year !Merry Christmas and Happy New Year ! – Asena !!You are cordially invited to London open meeting...
View ArticleIsraeli minister seeks approval to deport all Sudanese, Eritrean refugees
By Tesfa-Alem Tekle December 31, 2012 (ADDIS ABABA) – Israel’s Interior Minister has requested for legal approval to allow authorities to carryout the mass deportation of tens and thousands of Eritrean...
View Article