Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Browsing all 7726 articles
Browse latest View live

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል ሃገሩ ዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ንምጥራዝ ዘኽእላ ሕጋዊ...

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል ብዕለት 31 ታሕሳስ 2012 ሃገሩ ዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ንምጥራዝ ዘኽእላ ሕጋዊ  ፍቓድ ከምዝጠለበ ሱዳን ትሪብዩን ኣብ ናይ ሰሉስ 1 ጥሪ 2013 ሕታማ ሓቢራ። ብመሰረት ማዕከናት ዜና እስራኤል ውሽጣዊ ጉዳይ ሚኒስተር ኤሊ ዪሻይ...

View Article


መላጸ ኣይሕበጥ –ብ ሃብተማርያም ኣብራሃ

   ሃብተማርያምኣብራሃ                                         ለንደን-ዓዲእንግሊዝ            01/01/2013 ከምቲ ኣቦታትና ‘መላጸ ኣይሕበጥ ንዝሓበጠ ክጠብሕ’ ዝብልዎ ዘረባ: ሎሚ እዚ ኣበሃህላ’ዚ ምስ ኣከያይዳ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክርስያዊ ለውጢ ብዝያዳ ሓቅነቱ እናተራእየኒ ይኸይድ...

View Article


Back in the Game – By Paulos Misgena

His complexion is fairly normal and in a healthier state than we have seen it in years. So has his moods improved to an acceptable and tolerable level. His receding hair lines are reversed and...

View Article

PM Hailemariam Says No Change of Policy On Eritrea

Prime Minister Hailemariam today (January 1st, 2013) responded to questions raised by MPs’ in a special Parliamentary question and answer session. Questions covered a wide variety of subjects including...

View Article

يسر اذاعة اسنا ان تزف الى مستمعيها، انها ستبدا قريبا برنامج متكامل باللغة...

وكل عام وانتم بخير   ————————- وسيكون البث على نفس الترددات الخاصة باسنا  وعلى النحو التالى : ياتيكم صوت اسنا كل جمعة فى التاسعة مساءا عبر الاثير… وبالنسبة لارتريا والمنطقة  ياتيكم الارسال على الموجة...

View Article


If You Want It Go and Get It.

Its new year again, time for another resolution. It’s that time to promise oneself to stop bad habits or addictions and set your goals for a better and prosperous year. As for me, my addiction was with...

View Article

ስምረት መንእሰያት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር /ሰመኤድሃ/ ንባሓቲ ጥሪ ዓመተ-2013 ምኽንያት ብምግባር ዝቐረበ ህጹጽ...

 ስምረት መንእሰያት ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር /ሰመኤድሃ/ ንባሓቲ ጥሪ ዓመተ-2013 ምኽንያት ብምግባር ዝቐረበ ህጹጽ ሰውራዊ ናይ ቃልስን መኸተን ጻውዒት ንኩሎም መንእሰያት ኤርትራ- ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንስለ’ዚ ሓላል ህዝብን ስሙር ቀጻልነት ኤርትራን፡ ጽባሕ ዘይኮነ ሎሚ፡ ደሓር ዘይኮነ ሕጂ፡ ንስመር! ንኽተት!...

View Article

PIA on the Colour of Milk and Ali Abdu: A Satire

Journalist (EriTv of course!): kibur riese kiburan, like likawinti President Isaias, is milk white or red in colour? President Isaias: stares @ the poor journalist……. Before I answer your question...

View Article


Press Release & Announcement by Eritrean Community in Boston

ERITREAN REFUGEES RISK DEATH TO ESCAPE TYRANNY The Eritrean Community Center (ECC) will host two internationally known human right activists for a special program on the exploding refugee crisis in the...

View Article


Invitation to the Annual Observance of Dr. Martin Luther King, Jr. Birthday –...

Please join us in celebration of our annual observance of Dr. Martin Luther King, Jr.  Birthday.  Our event will include reflections by several Eritrean-American youth.Related Posts:22 ኣባላት ሃገራዊ...

View Article

ዜና መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ውደባት

ዜና መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ውደባት መስምሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት ምልክነት ወጊድና ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ከነረጋግጽ ኢና ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭረሖ ቀዳም ዕለት 05 ጥሪ 2013 ብወግዒ ተጀሚሩ እዞም ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝነጥፉን ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ፕሮግራምን ዝነበሮም እኳ...

View Article

መራሕቲ መኻይን!

መራሕቲ መኻይን! መራሕቲ መኻይን *ሕንዳ’ባ ግበሩ     *ንሕስያ፡ ስክፍታ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ህዝብና ኣማሪሩ ኣደራዕ መላኺ ሓሊኹዎ ኣእጋሩ ሰማዒ ስኢኑ ዓው ኢሉ ጨዲሩ ጸገም ኣይትፍጠሩ ኣብ ርእሲ ሽግሩ! ኣብዚ ግናይ እዋን ዘበን ናይዚ ገበል ሕሰምን መከራን ዝኸበቦ *ኣገል     *ጽልኢ፡ ቂም፡ ቅርሕንቲ ድኻ ብምርኩሱ...

View Article

22 ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ናብ ኣቦወንበር ዝጸሓፉዎ ምሕጽንታ

Related Posts:ለበዋ ንተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ…ኣገዳሲ ኣኼባ ጨንፈር ሰያትል…ብጹዕ ወቅዱስ ርእሰ ሊቀነ-ጳጳሳት…ንእገዳ EGS ካብ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ…መግለጺ ኣባላት ሽማግለ ሰዲህኤ ዞባ…

View Article


Missing girl Lidia Efrem found safe and reunited with family

The missing girl from East London, Lidia Efrem, has been found safe and is reunited with her family. The family is thankful to all well wishers and appreciate the sympathy & support they have...

View Article

Eritrea offers stake in state telco, but not to foreigners

(Reuters) – Eritrea is selling a stake in its state-owned telecom operator as part of plans to boost private investment in the Red Sea state, but the company’s chief executive said the offer was only...

View Article


ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ክፍላይ (ማንጁስ) ን 200 ሰለይቲ ስርዓት ህግደፍ ዕጹው ኣኼባ ከምዘካየደሎም ምንጭታት ሓቢሮም።

ሓደ ካብ መጋበርያታት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ክፍላይ (ተኽለ ማንጁስ)፡  ብሓደ ካብ ሓለፍቲ ጸጥታ ናይቲ ስርዓት ብሪገደር ጀነራል ስምኦን ገብረድንግል ተሰንዩ፡ ብ 7 ጥሪ፡ ድሕሪ ሰዓታት ስራሕ ማለት ሰዓት 7፡00 ምሸት ኣብ ኣስመራ ን 200 ኣባላት ናይቲ ብሃገራዊ ድሕነት ዝፍለጥ ትካል...

View Article

ቃልስና ናይ ሞት ይጽናሕ ናይ ሕልፈት ይበኸ! ከይከውን።

ቃልስና ናይ ሞት ይጽናሕ ናይ ሕልፈት ይበኸ! ከይከውን። ኢሳያስ ዘይዛረቦን ጤል ዘይትበልዖን መቸም የሎን። እቲ ቀደም ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ባዕሉ፡ “ዝጨነቖ ዓረበታይ መቓብር ኣቦኡ ፈሓረ” ክብል ኣብ ቃለመሕትት ተዛሪቡ። ነዕራብ መቸም ኵሉ ግዜ ካብ ዝባኖም ኣይወርድን’ዩ። ኣብ ግዜ ውግእ ደሴታት ሓንሽ’ውን፡ “ኣዕራብ...

View Article


ጓሉ ንሚኒስተር ዜና ነበር ዓሊ ዓብዱ ከምዘይተኣስረት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ደጊሞም ኣረጋጊጾም።

ጓሉ ነቲ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተተ ሚኒስተር ዜና ነበር ዓሊ ዓብዱ ብህግደፍ ከምዘይተኣስረት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ደጊሞም ኣረጋጊጾም። ብ27 ታሕሳስ 2012፡ ጓል 15 ዓመት ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ብሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ ተታሒዛ ኣብ ግላስ ተኣሲራ ከምዘላ ዝተዘርግሐ ወረ መሰረት ከምዘይብሉ ዝጠቐሱ...

View Article

Afwerki’s insults Eritrean heroes through the Pushkin monument – By Fetsum...

Afwerki’s insults Eritrean heroes through the Pushkin monument By Fetsum Abraham I have nothing against the great Russian poet Alexander Pushkin. Nor do I have any feeling about his being an “Eritrean”...

View Article

ስነጥበበኛ ዮናስ መንግስቱ (ሻሎት) ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ሓቲቱ።

ካብ ኤርትራ ናብ ኤውሮጳ ብምምጻእ፡ ብስም’ቲ ብኩርኩር ህግደፍ (YPFDJ) ዝፍለጥ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ማሕበር ኣብ ዝተወደበ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዑደት ክሳተፍ ዝቐነየ ስነጥበበኛ ዮናስ መንግስቱ (ሻሎት) ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ከምዝሓተተ ካብ ስቶክሆልም ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብትግረ፡...

View Article
Browsing all 7726 articles
Browse latest View live


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>