Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Browsing all 7726 articles
Browse latest View live

ኤርትራ ብናጽነት ቁጠባ ድሕሪት ተሰሪዓ

ኤርትራ ምስተን ኣብ ዓለም ትሑት ናጽነት ቁጠባ ዘለወን ኣርባዕተ ሃገራት ተሰሪዓ መበል 173 ተመዝጊባ፡፡ ኣብቲ ብሂሪተጅ ፋውንደሽን ዝተባህለ ትካል ዝተገብረ ገምጋም፡ኣርባዕተ ሰፊሕ መምዘኒ ቁጠባዊ ናጽነት ተወሲዶም።ንሳቶም ድማ ግዝኣተ ሕጊ፡ ብቕዓት መቆጻጸሪ፡ ውሱን መንግስታውን ክፉት ዕዳጋን እዮም። በዚ መሰረት...

View Article


ሓበሬታ ንተቐማጦ ቦስቶንን ከባቢኣን፡ መይን፡ ሮድ ኣይላንድ፡ ከነክትኬት፡ ኒው-ዮርክ፡ ኒው-ጀርስን

Related Posts:ዕድመ መኣዲ ዘተ ንኹሉ ኤርትራዊ ምስ…Invitation to the Annual Observance of Dr. Martin Luther…22 ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ…ብጹዕ ወቅዱስ ርእሰ ሊቀነ-ጳጳሳት…ካብ ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ፍሉይ…

View Article


ምስሓብ ኣባልነት ካብ ባይቶ

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ኣባላት ባይቶ ዝነበራ ኣባላት ባይቶ፡ ብሰንክቲ ዘይደሞክራስያዊ ኣሰራርሓ ባይቶ ካብ ኣባልነት ባይቶ ከም ዝሰሓባ ምስ ሬድዮ ኣሰና ኣብ ዘካየዳኦ ቃለመሕትት ሰሚዕና። ባይቶ ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወጻኢ ብዝኾነን ተጻዋርነት ብዝጐደሎን ኣገባብ ቅኑዕ ዘይኮነ ውሳኔ ከም ዝሃበ ኣብ ማዕከናት ዜና...

View Article

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ጀሚሩ

ሓድነታዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ ነቲ ውድብ ዝመርሕ ስላሳን ሓደን ኣባላት ማእከላይ መሪሕነት ምምዛዙ ዝፍለጥ’ዩ። ማእከላይ መሪሕነት ብ10 ጥሪ 2013 ድሕሪ ቀትሪ ቀዳማይ ኣኼብኡ ከሰላስል ጀሚሩ ኣሎ። ኣብ በኹሪ ዕዮታት ኣኼብኡ ኣቦ-መንበር ማእከላይ መሪሕነትን ፈጻሚ ኣካልን...

View Article

Eri-TV Cartoon by Ezra

Related Posts:Cartoon PapirazziCartoon PapirazziCartoonNew cartoonCartoon by Ez

View Article


Voice of Assenna: Radio Program in Arabic, Friday 11, Jan, 2013

Related Posts:Voice of Assenna: Assenna Foundation relaunches its radio…Voice of Assenna intv with Mr Kibrom Dafla Re Investment andVoice of Assenna: On DIA’s Recent Interview –…Radio Assenna: From...

View Article

ኣየ ንሕና ንረኽቦ ሕጂኸ ጸበልዶ ፕላሲቦ?

ይመልኣዮ ጥራይ’ምበር 2013’ሲ ናይ ለውጢ ዓመት’ያ ትመስል ዘላ። እንዳ ዝናን-ባህታን፡ እንተስ  ምስ’ዛ ሓዳስ ዓመት ናይ ምሕዳስ ኣማራጺ ተበሪህዎም፡ እንተስ ንባጽዕ ገጾም ክወርዱ እንከለዉ ክሳብ ሎሚ ዘየስተባሃሉሉ ናይ ዓርበ-ሮቡዕ ጸድፊ (? Cliff) ዝመስል ናይ ንግስነቶም መፈጸምታ፡ በለጭ ኢሉ ተራእይዎም፡...

View Article

Cartoon – Where is Ali – The Missing Minister of Information?

Related Posts:Eritrean Minister of Information Ali Abdu sought political…Cartoon PapirazziCartoon PapirazziCartoonCartoon by Ez

View Article


ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን

ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 4ይ ክፋል                  11 ጥሪ 2013   ኣብ 3ይ ክፋል ጽሑፈይ፣ እቲ ኣብ ከርሲ ህዝባዊ ግንባር ዝሰወደ ጉጅለ፣ ውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ንምትካል ከም መደብ ምስ ኣቐመጦ፣ ንሰለስተ ማሕበራውያን ቀጸላታት (ተጋደልቲ፣ ምሁራን፣...

View Article


PRESIDENT ISAYAS TELLS THE ERITREAN PEOPLE TO SUCK IT UP

 PRESIDENT ISAYAS TELLS THE ERITREAN PEOPLE TO SUCK IT UP  By Ezana sehay In his choreographed and convoluted “interview” with local reporters president Isayas told the Eritrean people what they...

View Article

ኣብ እስራኤል ዕዉት ሰሚናር ተኻይዱ

ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር እስራኤልን ካልኦት ደለይቲ ፍትሕን ከምኡ ውን ብዙሓት እስራኤላውያን መሓዙት ኣብ ዝተረኽብሉ ብዕለት 03 ጥሪ ኣብ ተልኣቪቭ ብዳንኮነል ዝተባህለ ውሩይ ደራስን ጋዜጠኛን ማሓዛ ሰውራ ኤርትራ ዝነበረ ዝተመርሐ ዓቢ ሰሚናር ተኻይዱ።Related Posts:22 ኣባላት ሃገራዊ...

View Article

ሓንቲ ጭራም ሓቅነት፡ ዘልኣለማዊት ሓጎስ

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም እወ! ዘልኣለማዊት ሓጎስ እያ። ንርግጽነት ከም ዘላታ ከተንጻባርቕ እትኽእል ጽርይቲ መስትያት ስለዝኾነት። ከም ረሳሕ መስትያት ኣይትድልዝ ኣይትሓብእ፡ ኣይተጉድል ኣይትውስኽ። ፍቶ ጽላእ፡ እታ ዝነበረትን ዘላን ከምዚኣ እያ ስለእትብል፡ ንእሽቶ ጭራም ናይ ሓቅነት ዘልኣለማዊት ሓጎስ እያ። ኣበባን...

View Article

‘ባዶ ብኽነት’ ይብል ኢሰያስ ኣፍወርቂ ብሓቂ? ንብል ንሕና።

ኣብ’ቲ ኣብ መወዳእታ 2012 ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ብዛዕባ ቁጠባዊ ዕብየት ኣብ ዝዛረበሉ ዝነበረ ክፋል፡‘ባዶ ብኽነት’ ንዝብል መርገጺኡ ‘(ብዘይስራሕ) ዘወን ዝብል ሰብ ክህሉ የብሉን’ ክብል ኢዩ መብርሂ ሂቡሉ። ጨለ ዘረባ! ብግብሪ ኸ? ኣሰና ብምኽንያት 20 ዓመት ነጻነት ኤርትራ፡ ህዝቢ ኹነታት...

View Article


ሰልፍታት!

ሰልፍታት! ኣንታ ተቓዋሚ ናይ ውድብ ናይ ሰልፊ ስጉሚ ከይመረሽካ ትደሊ መዕረፊ ተመን እናኣተወካ ብመርዚ ነዳፊ ከም ኣውሊ ወጋሕታ ትጠፍእ ብሃፊ! ከም ቆላዕ ደበና ናብ ምድሪ’ንዶ ዝነብ ኣባይና ክጽረግ ብውሕጅ ክሕጸብ ቦታ እናቐያየርካ ንሃልኪ ክትእከብ ሰግለለት ፈጢርካ ከም ግመ ኣይትሸረብ! ህዝቢ መሪጹካ ንቓልሱ...

View Article

ቃልሲ (Struggle)

ሒቕታ ዘይብሉ ጎሮሮ ጽምኢ ዘይብሉ መሮሮ ጎንጺ ዘይብሉ ቃልሲ ሞት ትጸልኦ ነብሲ ኩሉ ሰናይ ትምኒት”ዩ ኣምላኽ ዝገርሖ ነቢይ ዝመርሖ ኣርሒቁ ከይከደ ባሕሪ ዝጨደደ ፈርዖን ዘሰንበደ እዃ ዝተካሕደ “እቶም ተሃወኩ ቢተይ ዘምለኩ” §§§§§§§§§§ ኣነ ኣይፈቱን’የ ጥውይውይ ዝበለ ብእግሩ ኣይምጻእ በየን ተቀልቀለ ጎንጉኖ...

View Article


አብ ደንበ ተቃውሞ እውን ዲሞክራስያዊ አገባባት ክንክተልን ከነተግብርን ይግብአና!!

አብ ደንበ ተቃውሞ እውን ዲሞክራስያዊ አገባባት ክንክተልን ከነተግብርን ይግብአና!! ቅድሚ ክልተ አዋርሕ ሃገራዊ ባይቶ ዓመታዊ አኼብኡ አብ አዲስ አበባ ምስልሳሉ ዝዝከር እዩ፡፡ እቲ ዝዓበየ ናይ መዛረቢ አርእስቲ ኮይኑ ንልዕሊ 4 መዓልትታ ዝወሰደ አብ አጀንዳ ዘይነበረ “ዓዋተ” መን እዩ ዝብል እዩ ኔሩ፡፡ ከም ውጽኢቱ...

View Article

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና “ህግደፍ”

ቀዳማይ ክፋል ምስሊ “ህግደፍ” ንምጽብባቕ ዓቢ ተራ ዝጻወት ዝነበረ በዓል ስልጣን ነቲ ስርዓት ራሕሪሑዎ፤ ኣብ ዝገሸሉ ሃገር ዑቕባ ከም ዝሓተተ ዝገልጽ ዜና ድሕሪ ምዉጽኡ “ኣይሃደመን! ሃዲሙ’ባ” እናተባህለ ክጸሓፍን ክዝረብን ክልተ ኣዋርሕ ሓሊፉ ኣሎ። ዓሊ ዓብዱ ሃዲሙ ንዝብል ዜና ከም ጽዉጽዋይ ዝረኣዩዎ ሰባት...

View Article


Voice of Assenna: Interview with Kibrom Dafla Re Isaias’s Current intv on...

Related Posts:Voice of Assenna: Intv with Mr Kibrom Dafla re investment…Voice of Assenna intv with Mr Kibrom Dafla Re Investment andVoice of Assenna: Intv with Mr Kibrom Dafla Re Eritrean…Voice of...

View Article

HRW News Release – Eritrea: Mining Investors Risk Use of Forced Labor

Eritrea: Mining Investors Risk Use of Forced Labor Canadian Firm Failed to Adequately Address Issue (Toronto, January 15, 2013) – International mining firms rushing to invest in Eritrea’s burgeoning...

View Article

ውላድ እታ በጊዕ እንተ ወሰድካ እታ በጊዕ ባዕላ ክትስዕበካ እያ “ሓድሽ ሜላ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝብና”

ውላድ እታ በጊዕ እንተ ወሰድካ እታ በጊዕ ባዕላ ክትስዕበካ እያ “ሓድሽ ሜላ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝብና” ኣብዚ በጺሕናዮ ዘሎና መድረኽ ባህርን ጠባይን ህግደፍ ዕርቃኑ ዝወጻሉ ዘበን ኣሽንካይ ዶ ኣብ ፍትሒ ዘሎ ክፋል ሕብረተሰብና ነቶም ደገፍቲ ኢና በሃልቲውን ከይተረፈ የዒንቶም ዝተከፈተሉ ዘመን ኣብ...

View Article
Browsing all 7726 articles
Browse latest View live


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>