ሒቕታ ዘይብሉ ጎሮሮ ጽምኢ ዘይብሉ መሮሮ ጎንጺ ዘይብሉ ቃልሲ ሞት ትጸልኦ ነብሲ ኩሉ ሰናይ ትምኒት”ዩ ኣምላኽ ዝገርሖ ነቢይ ዝመርሖ ኣርሒቁ ከይከደ ባሕሪ ዝጨደደ ፈርዖን ዘሰንበደ እዃ ዝተካሕደ “እቶም ተሃወኩ ቢተይ ዘምለኩ” §§§§§§§§§§ ኣነ ኣይፈቱን’የ ጥውይውይ ዝበለ ብእግሩ ኣይምጻእ በየን ተቀልቀለ ጎንጉኖ ጎንጉኖ ኣይትዘራግፎ ረብሓ የብሉን ግዜ ዝሓለፎ ዘርግፎ ዘርግፎ ኣይትቖናንኖ … more
↧