Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ጀሚሩ

$
0
0
ሓድነታዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዓወት ተዛዚሙ ነቲ ውድብ ዝመርሕ ስላሳን ሓደን ኣባላት ማእከላይ መሪሕነት ምምዛዙ ዝፍለጥ’ዩ። ማእከላይ መሪሕነት ብ10 ጥሪ 2013 ድሕሪ ቀትሪ ቀዳማይ ኣኼብኡ ከሰላስል ጀሚሩ ኣሎ። ኣብ በኹሪ ዕዮታት ኣኼብኡ ኣቦ-መንበር ማእከላይ መሪሕነትን ፈጻሚ ኣካልን ምክትል ኣቦ-መንበርን ብደሞክራስያዊ ኣገባብ መሪጹ ስርሓቱ ቀጸለ። ብመሰረት እቲ ምርጫ ከኣ፡- … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>