ጉጅለ ህግደፍ ንተቓወምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኪኖ ምወላን ስልጠናን ባዕሉ ዝሓንጸጾ መደባት ንኸተግብሩ ጸቕጢ ከምዝገብረሎም...
ጉጅለ ህግደፍ ንተቓወምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገንዘብ፡ ወተሃደራዊ ስልጠና ፕሮፖጋንዳዊን ሎጂስቲካውን ደገፍ ብምሃብ ከይተሓጽረ ባዕሉ ዝሓንጸጾ መደባት ንኸተግብሩ ጸቕጢ ከምዝገብር ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። መራሕቲ ግንቦት 7 ኣብ ኣስመራ ምስ ኢሳያስን የማነ ገብረኣብን ድሕሪ ምርኻቦም ጥምረት ብዝብል ስም ምስ...
View ArticleHEAR NO EVIL: HRW Report on Forced Labor and Corporate Responsibility in...
The 29-page report describes how mining companies working in Eritrea risk involvement with the government’s widespread exploitation of forced labor. It also documents how Nevsun – the first company to...
View ArticleBritain facilitating mining firms’ talks with repressive Eritrean regime –...
Human Rights Watch report says companies rushing to exploit Eritrea’s resources risk involvement in serious abuses The British government has been facilitating talks between a range ofmining and...
View Articleደምዳሚ መግለጺ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ
ደምዳሚ መግለጺ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ድሕሪ ዕዉት ሓድነታዊ ጉባኤ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣሰላሲሉ። ኣብቲ ካብ 10-12 ጥሪ 2013 ዝተሰላሰለ ዕዉት ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት 13 ዝኣባላታ ፈጻሚ ኣካል፡...
View Articleስርዓት ህግደፍን ኣህጉራውያን ኩባንያታትን ተመሓዝዮም ኣብ ዘካይድዎ ዕደናዊ ስርሓት ግዱድ ጉልበት ኤርትራውያን ዜጋታት...
Human Rights Watch ዝተባህለ ንመሰል ደቂ ሰብ ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ውድብ፡ ስርዓት ህግደፍን፡ ካናዳዊ ኩባንያ Nevsun Resources ዝከቡዎም ኣህጉራውያን ትካላትን ብምምሕዛው፡ ኣብ ቢሻን ካልኦት ናይ ዕደና ማእከላትን ኣብ ዘካይድዎ ዕደናዊ ስርሓት፡ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ደረት ኣብ ዘይብሉ...
View Articleነጋዶ ሰብ፡ ራሻይዳን ተሓባበርቶምን ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ሳዋ ይጨውዩ ከምዘለዉ፡ ምስ ድምጺ ኣስና ብቴለፎን...
እቶም ንኤርትራውያን ዜጋታት ከም ኣቕሓ መሸጣ ብ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዶላራት ምሻጥ ለሚዶም ዘለዉ ነጋዶ ሰብ፡ ራሻይዳን ተሓባበርቶምን፡ ካብ መደበር ወተሃደራዊ ታዕሊም ሳዋ ኤርትራውያን መንእሰያት ይጨውዩ ከምዘለዉ፡ ካብቲ ከም ጅሆ ተታሒዞምሉ ዘለዉ ማሕዩር ሲናይ ምስ ድምጺ ኣስና ብቴለፎን ዝተዘራረቡ ግዳያት ሓቢሮም።...
View ArticlePushkin OR Afwerki
Pushkin OR Afwerki By Fetsum Abraham Quiet a few people responded to my last article on Pushkin Vs Eritrean heroes and some blamed me for not being objective, completely missing the point. I confess...
View Articleጽርግያ ኢትዮጵያ-ሱዳን ተዛዚሙ
በዓል መዚ ጽርግያን መጓዓዝያን ኢትዮጵያ፡ ንኢትዮጵያ ምስ ጎረቤት ሃገር ሱዳን ዘራኽብ ጽርግያ ተዛዚሙ ስርሑ ከምዝጀመረ ብሰሉስ ከምዝገለጸ፡ ሱዳን ትሪቡን ኣብ ናይ 16 ጥሪ ሕታማ ኣስፊራ። እቲ 27 ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ዝተገብረሉ ብቻይናዊት ናይ ህንጻ ኩባንያ ዝተፈጸመ 100 ኪሎ ሜተር ዝንውሓቱ ካብ ከተማ ኣሶሳ...
View Articleዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ምሁራት ኣብ ኣሰካፊ ደረጃ በጺሑ
ካብቶም ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ላዕለዋይ ትምህርቲ ኤርትራ ብመንግስቲ ንዝለዓለ ትምህርቲ ብመልክዕ ማህደረ ትምህርቲ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተላእኹ ኤርትራውያን መምህራን ዝተፈላለያ ኮለጃት እቶም ዝበዝሑ ከካብቲ ዝከድዎ ሃገራት ናብ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኣመሪካን ካናዳን ከምዝከዱ ካብ ሃገራዊ ቦርድ ላዕለዋይ ትምህርቲ...
View Articleኣብ ሲናይ: ሓንቲ መዓልቲ ዓመት እያ!
ዘኪርኩም ዶ ‘ለኹም? ኣብ ሲናይ ‘ኮ ሓንቲ መዓልቲ ዓመት እያ! ኣንቱም ህዝቢ፡ ብኣቆጻጽራ ናይቶም ብበደዊን ሲናይ ከም ጅሆ ተታሒዞም ዝሳቐዩ ዘለዉ ንጹሃት ኤርትራውያን ግዳያት ሲናይ ዝተፈልየ ካላንደር ከምዘለዋ፡ ኣብ ሲናይ ሓንቲ ሰዓት ሓንቲ መዓልቲ፡ ሓንቲ መዓልቲ ሓንቲ ዓመት ምዃናስ ይስቆረኩም ዶ ‘ሎ? ነቲ ኣብ...
View ArticleVoice of Assenna: Voices of Torture from Sinai – 16/01/2013
Related Posts:Voice of Assenna: Voices of Torture from SinaiVoice of Assenna: Voices of Torture from Sinai – PartAssenna: Voices of Torture from Sinai – Video 2Voice of Assenna: Voice of Torture from...
View ArticleDefection or Nullification
Fetsum Abraham A spider builds a web as its main project of survival. It keeps expanding it failing to stop at a point where it could safely use it for whatever may be in its mind. The web finally gets...
View ArticleVoice of Assenna :Panel Discussion with ENCDC MPs Regarding their 2nd Regular...
Related Posts:Voice of Assenna intv with Mr Kibrom Dafla Re Investment andVoice of Assenna: Pannel discussion with Participants of theVoice of Assenna: Pannel discussion with Participants of theVoice...
View Articleድምጻውያን ሃገርና!
ድምጻውያን ኤርትራ ዓቢ ንእሽቶኹም ንስኻትኩም እኮ ጓሶት ህዝቢ ኢኹም ብምልኪ ክሳቐ ኣብ ማሕዩር ህዝብኹም ፍንጭራዕ ክትብሉ ልግዐኡ ሰቲኹም ብጓይላን ደበላን ተጥፍእዎ ኣለኹም! ብሕሱም ኣራዊት ህዝቢ ተዘሪዑ ብርኪ ከይሰበሩ ደቁ ተመንዚዑ ብጥሜትን ጽምእን ምዕጉርቱ ጠልቂዑ ኣብ ክንዲ ጽን ኢልኩም ቃንዛኡ ትሰምዑ ፈቐዶ...
View ArticlePress Release: Stop Modern-Day Slavery: Peaceful Demonstration
We invite you to join us in a peaceful demonstration on International Human Rights Day, January 25, 2013, at 10:00 am at the Legislative Building, in Houston Thousands have become victims of systematic...
View Articleሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ህይስተን
ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘይተነግረ እምበር ዘይተፈጸመ ግፍዒ ዳርጋ የልቦን ክበሃል ይከኣል እዩ። ካብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ሰብኣዊ ግህሰት ህይወቶም ዘትረፉ ከኣ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከርተት ይብሉ ኣለዉ። ሎሚ ኣብ ኤርትራ ሰብ ጥራይ ዘይኮነ፡ እንስሳ ከይተረፉ ይሃድሙ ኣለዉ።Related Posts:ኣብ ዝተፈላለያ...
View Articleውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንፈነወ ሳተላይት ራድዮ ኣሰና ዓፊኑዎ ።
እቲ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ነጻ ሓበሬታ ከይረክብ ብምዕፋን፡ ብናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ከንበርክኾ ድቃስ ዘይብሉ፡ ርእሰምትእምማን ዘጥፍአ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣሰና ፋውንዴሽን ኣብ መጀመርያ ወርሒ ሕዳር 2012 ዝጀመሮ ፈነወ ራድዮ ብሳተላይት ካብ 3 ጥሪ ኣትሒዙ ዓፊኑዎ። ወሃቢ ኣገልግሎት ሳተላይት ናይቲ ኣሰና...
View Articleዋና ጸሓፊ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ነቢል ኣልዓረቢ፡ ኤርትራ ዓፈና (Jamming) ሳተላይት ደው ከተብል ኣተሓሳሲቡ።
ዋና ጸሓፊ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ነቢል ኣልዓረቢ፡ ብሰሉስ 15 ጥሪ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሚኒስተራት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝሃቦ ናይ መኽፈቲ ቓል፡ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ናይ ሳተላይት ኣገልግሎት ወሃቢ ዝኾነ ትካል Arabsat ኮነ ኢላ ትገብሮ ዘላ ዓፈና (Jamming) ደው ከተብሎ ከምዝተሓሳሰበ ኣብ...
View Articleድሃይ’ምበር ገይሮም!
ኣሰና ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ዘካየደቶ ንሽዱሽተ ክፋላት ዝቐጸለ ቃለ መጠይቕ ክከታተል ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ገና እቲ መደብ ከይተወደአ’የ ክደፋነቕ ጀሚረ። ኣሰና (ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ)ን ኣቶ ክብሮም ዳፍላን ሓንቲ ናይ ትብዓት፡ ፍቕሪ፡ ንቕሓት፡ ሓላፍነትን ሕድርን ዓለም ፈጢሮም ጸሚዶምኒ ምቕናዮም’ዩ ጠንቂ...
View ArticleVoice of Assenna: Arabic Program – Friday 18/01/2013
Related Posts:Voice of Assenna: Radio Program in Arabic, Friday 11, Jan,…Voice of Assenna: Assenna Foundation relaunches its radio…Voice of Assenna intv with Mr Kibrom Dafla Re Investment andVoice of...
View Article