Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ጉጅለ ህግደፍ ንተቓወምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኪኖ ምወላን ስልጠናን ባዕሉ ዝሓንጸጾ መደባት ንኸተግብሩ ጸቕጢ ከምዝገብረሎም ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

$
0
0
ጉጅለ ህግደፍ ንተቓወምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገንዘብ፡ ወተሃደራዊ ስልጠና ፕሮፖጋንዳዊን ሎጂስቲካውን ደገፍ ብምሃብ ከይተሓጽረ ባዕሉ ዝሓንጸጾ መደባት ንኸተግብሩ ጸቕጢ ከምዝገብር ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። መራሕቲ ግንቦት 7 ኣብ ኣስመራ ምስ ኢሳያስን የማነ ገብረኣብን ድሕሪ ምርኻቦም ጥምረት ብዝብል ስም ምስ ካልኦት ተቓወምቲ ክሰርሑ መምርሒ ከምዝተዋህቦምን ኣብዚቐረባ ጊዜ ድማ ህግደፍ ብዘውጽኦ መምርሒ፡ኣብ ኤርትራ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>