Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ስርዓት ህግደፍን ኣህጉራውያን ኩባንያታትን ተመሓዝዮም ኣብ ዘካይድዎ ዕደናዊ ስርሓት ግዱድ ጉልበት ኤርትራውያን ዜጋታት ይጥቀሙ ምህላዎም Human Rights Watch ዝተባህለ ሰብኣዊ ማሕበር ብትሪ ነቒፉ።

$
0
0
Human Rights Watch  ዝተባህለ ንመሰል ደቂ ሰብ ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ውድብ፡ ስርዓት ህግደፍን፡ ካናዳዊ ኩባንያ Nevsun Resources ዝከቡዎም  ኣህጉራውያን ትካላትን ብምምሕዛው፡ ኣብ ቢሻን ካልኦት ናይ ዕደና ማእከላትን  ኣብ ዘካይድዎ ዕደናዊ ስርሓት፡ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ደረት ኣብ ዘይብሉ ወተሃደራዊ ወፍሪ ናይ ዝተጸምዱ ዜጋታት ግዱድ  ጉልበት ተጠቒሞም ሃብቲ ይምዝምዙ ምህላዎም ሎሚ 15 ጥሪ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>