ዋና ጸሓፊ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ነቢል ኣልዓረቢ፡ ብሰሉስ 15 ጥሪ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሚኒስተራት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝሃቦ ናይ መኽፈቲ ቓል፡ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ናይ ሳተላይት ኣገልግሎት ወሃቢ ዝኾነ ትካል Arabsat ኮነ ኢላ ትገብሮ ዘላ ዓፈና (Jamming) ደው ከተብሎ ከምዝተሓሳሰበ ኣብ ናይ ኢማራት ዓረብ ናይ ወጻኢ … more
↧