ድምጻውያን ኤርትራ ዓቢ ንእሽቶኹም ንስኻትኩም እኮ ጓሶት ህዝቢ ኢኹም ብምልኪ ክሳቐ ኣብ ማሕዩር ህዝብኹም ፍንጭራዕ ክትብሉ ልግዐኡ ሰቲኹም ብጓይላን ደበላን ተጥፍእዎ ኣለኹም! ብሕሱም ኣራዊት ህዝቢ ተዘሪዑ ብርኪ ከይሰበሩ ደቁ ተመንዚዑ ብጥሜትን ጽምእን ምዕጉርቱ ጠልቂዑ ኣብ ክንዲ ጽን ኢልኩም ቃንዛኡ ትሰምዑ ፈቐዶ ጽንብላት ዜርኩም ተጣቕዑ! ህዝቢ ኣብ ቀይዲ ከሎ … more
↧