ካብቶም ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ላዕለዋይ ትምህርቲ ኤርትራ ብመንግስቲ ንዝለዓለ ትምህርቲ ብመልክዕ ማህደረ ትምህርቲ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተላእኹ ኤርትራውያን መምህራን ዝተፈላለያ ኮለጃት እቶም ዝበዝሑ ከካብቲ ዝከድዎ ሃገራት ናብ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ኣመሪካን ካናዳን ከምዝከዱ ካብ ሃገራዊ ቦርድ ላዕለዋይ ትምህርቲ ኤርትራ ዝለሓኸ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 2012 ብመልክዕ ጸብጻብ … more
↧