Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ኣየ ንሕና ንረኽቦ ሕጂኸ ጸበልዶ ፕላሲቦ?

$
0
0
ይመልኣዮ ጥራይ’ምበር 2013’ሲ ናይ ለውጢ ዓመት’ያ ትመስል ዘላ። እንዳ ዝናን-ባህታን፡ እንተስ  ምስ’ዛ ሓዳስ ዓመት ናይ ምሕዳስ ኣማራጺ ተበሪህዎም፡ እንተስ ንባጽዕ ገጾም ክወርዱ እንከለዉ ክሳብ ሎሚ ዘየስተባሃሉሉ ናይ ዓርበ-ሮቡዕ ጸድፊ (? Cliff) ዝመስል ናይ ንግስነቶም መፈጸምታ፡ በለጭ ኢሉ ተራእይዎም፡ ኣብ ላዕላይ ሰማይ ዓራቶም ከንጽፉ ኣባት-ነፍሲ ሃሰስ ክብሉ ፍኒሕኒሕ ዝጀመሩ’ዮም ዝመስሉ ዘለዉ።    … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726