ጓሉ ነቲ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተተ ሚኒስተር ዜና ነበር ዓሊ ዓብዱ ብህግደፍ ከምዘይተኣስረት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ደጊሞም ኣረጋጊጾም። ብ27 ታሕሳስ 2012፡ ጓል 15 ዓመት ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ብሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ ተታሒዛ ኣብ ግላስ ተኣሲራ ከምዘላ ዝተዘርግሐ ወረ መሰረት ከምዘይብሉ ዝጠቐሱ ምንጭታት፡ እቶም ኣሰራ ንምርካብ ሃነፍነፍ ዝብሉ ዘለዉ … more
↧