ቃልስና ናይ ሞት ይጽናሕ ናይ ሕልፈት ይበኸ! ከይከውን። ኢሳያስ ዘይዛረቦን ጤል ዘይትበልዖን መቸም የሎን። እቲ ቀደም ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ባዕሉ፡ “ዝጨነቖ ዓረበታይ መቓብር ኣቦኡ ፈሓረ” ክብል ኣብ ቃለመሕትት ተዛሪቡ። ነዕራብ መቸም ኵሉ ግዜ ካብ ዝባኖም ኣይወርድን’ዩ። ኣብ ግዜ ውግእ ደሴታት ሓንሽ’ውን፡ “ኣዕራብ ወላ ወዶም ኣብ ጀነራል እንተ ተረፈ እስራኤል ኣትሪፋቶ … more
↧