ሓደ ካብ መጋበርያታት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ክፍላይ (ተኽለ ማንጁስ)፡ ብሓደ ካብ ሓለፍቲ ጸጥታ ናይቲ ስርዓት ብሪገደር ጀነራል ስምኦን ገብረድንግል ተሰንዩ፡ ብ 7 ጥሪ፡ ድሕሪ ሰዓታት ስራሕ ማለት ሰዓት 7፡00 ምሸት ኣብ ኣስመራ ን 200 ኣባላት ናይቲ ብሃገራዊ ድሕነት ዝፍለጥ ትካል ስለያ ስርዓት ህግደፍ ዕጹው ኣኼባ ከምዘካየደሎም ምንጭታት … more
↧