ዜና መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ውደባት መስምሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት ምልክነት ወጊድና ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ከነረጋግጽ ኢና ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭረሖ ቀዳም ዕለት 05 ጥሪ 2013 ብወግዒ ተጀሚሩ እዞም ሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝነጥፉን ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ፕሮግራምን ዝነበሮም እኳ እንተነበሩ ብዝተናወሔ ዝተታት ኣብ ናይ ስምረት ጉባኤ ክኣትዉ ክኣሉ። ኣብዚ … more
↧