ሃብተማርያምኣብራሃ ለንደን-ዓዲእንግሊዝ 01/01/2013 ከምቲ ኣቦታትና ‘መላጸ ኣይሕበጥ ንዝሓበጠ ክጠብሕ’ ዝብልዎ ዘረባ: ሎሚ እዚ ኣበሃህላ’ዚ ምስ ኣከያይዳ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክርስያዊ ለውጢ ብዝያዳ ሓቅነቱ እናተራእየኒ ይኸይድ ኣሎ። ከመይ እንተበልኩምሲ እዚ ነቲ ብህግደፍ ዝሓበጠ ኣካላት ሃገርና ኤርትራ ንክጠብሕን ራህዋ ህዝብና ከበስርን ዝተጸበናዮ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ: ኣብ ካልኣይ ምዱብ ኣኼብኡ ብዘይተጸበናዮ … more
↧