Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ስነጥበበኛ ዮናስ መንግስቱ (ሻሎት) ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ሓቲቱ።

$
0
0
ካብ ኤርትራ ናብ ኤውሮጳ ብምምጻእ፡ ብስም’ቲ ብኩርኩር ህግደፍ (YPFDJ) ዝፍለጥ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ማሕበር ኣብ ዝተወደበ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዑደት ክሳተፍ ዝቐነየ ስነጥበበኛ ዮናስ መንግስቱ (ሻሎት) ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ከምዝሓተተ ካብ ስቶክሆልም ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብትግረ፡ ቢለንን ዓረብን ናይ ምድራፍ ክእለት ዘለዎ ስነጥበበኛ ዮናስ፡ ምስቲ ካብ ኤርትራ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>