ቀለም እናስተኹም ዘዝመልመልኩሞም ብሞያኻ ምስራሕ ዕድል ከሊአሞም ኣብዑር ጸሚዶም እንተ ረኣኹሞም ኣኻውሕ ክጨዱ እንተ ኣማዕደኹሞም ይስምዓኩምዶ ንኾንቱ ምድካሞም? እዚ ኹሉ ዓመታት ተማሂሮም ክንዲ ዝዕድኑ መሬቶም ፍሒሮም ኣሓ እናጓሰዩ ናብ መሮር ወፊሮም *ቀፊር እናኾኑ ካላሽን ዓቲሮም *ዋርድያ፡ ሓላዊ ከመይ ዘየጉህዮ ልቢ መምህራኖም! እቲ ሓደ መሃንድስ እቲ ሓደ ዶክተር እቲ ሓደ ጀነራል … more
↧