ማሕበር ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራውያን ኮቨንትሪ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፡ ከምቲ ኣብ ዝተፈላለያ ካልእ ከተማታት ሰሜን ዓዲ እንግሊዝ ብቐጻሊ ዝገበሮ ብምስጢር ህዝባዊ ኣኼባ ወዲቡ ሽርሓዊ መደባት ናይቲ ዝለኣኾ ሰርዓት ከተግብር ኳ እንተፈተነ፡ ማሕበር ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራውያን ኮቨንትሪ፡ ነቲ ጉዳይ ተኸታቲሎም ስለዝበድሁዎ ነቲ ህዝባዊ ኣኼባ ገዲፉ፡ ኣብ መንበሪ … more
↧