መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮነ ሰዓቱ 18 ዓሊ ዓብዱ!!!!!!! ወየ! ወየ! ወየ! ዓሊ ኣንታ ወዲ ኣቦይ ዓብዱ እዞም ኣቦኻስ ክንደይከ ወለዱ ኣለዉዎምዶ ካልኦት ዝተወልዱ ካንዶ ተሪፎም! ሓጂ ኣብ ጉድጓዱ ዓሊ ፈጣጥ ዓይኒ! ገዚፍ ከብዱ ንስኻ ትሰክር ኣቦኻ ብቕዩዱ ተባዕታይ ኣድጊ ዘይግዳዱ ኣቦኻ ጠፊኦም ከይተፈርዱ ጸሓይ ከይረኣዩ ኣብ ጉድጓዱ ፈዳይ ሕነ … more
↧