ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና። ኣይበልናንዶ! ኣይበልናንዶ’የ! ተባሂሉ እዩ እቲ ዘበን ብጥዑሙ። ከም ሓቂ መሪር ነይሩ ሽዑ’ውን፡ እንተ ኾነ ሕጂ ካብኡ ዝመርር ምስ ረኣናስ፡ ሽዑ ዝሕሸሉይሲ’ዩ ክንብል ጀሚርና። ሽዑ እዚ ኣምሰሉ ኢሳያስ ንተጋደልቲ ክመስል ዘይገብሮ ነገር ኣይነበሮን። ሕሉፍ ሓሊፉ፡ ‘ንሓፋሽ ዘይትኸውን ኤርትራ ህልም! ትበል’ ይብል ነይሩ ይብሉና ነይሮም። ብዝኾነ፡ ናብቲ ቍምነገርይ ክምለስ … more
↧