ኣቐድም ኣቢለ ኣብ መላእ ዓለም ዝረከብ ህዝብና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክገብረልና ይምነ። ቀጺል ሕርኽርኽ ንዝብል ዘርባ መኤረምታ ዘድልዮ ኾይኑ ስለዝተሰማዓኒ፡ ስቕ ኢለ ክሓልፎ ኣይደለኹን እሞ፡ ንፈልጦ ዝነበርና እንተድኣ ብጌጋ ተማሂርናዮ ኮይኑ ድማ፡ ካብ ድንቑርናና ንኽንወጽእ ዝፈልጡ ፍልጠቶም ንኽልግሱልና የማሕጽን። ስዉእ ተጋዳላይ ኣሕመድ እድሪስ ዓወተ፡ ቅድሚ ብረቱ ኣልዒሉ ናብ ስርዓት ኢትዮጵያ … more
↧