ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ካብቲ ባዕሉ ዝፈጠሮ ቍጠባውን ፖለቲካውን ማህሰይቲ ንኽወጽእ ናይ ሞትን ህይወትን ቃልሲ ምክያድ ካብ ዝጅምር ሓያለ ዓመታት ኣቝጺሩ ኣሎ። እዚ ናይ ሕጂ ግን ፍልይ ዝበለ ይመስል። ፍልይ ዘብሎ ምኽንያት ግን ለውጢ ከምጽእ’ዩ ዝብል እምነት ስለ ዘሎ ዘይኮነ፡ እቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ናይ ምትላል ሜላኡ ተኸሺሑ ከስርሖ ስለ ዘይከኣለ፡ ሓድሽ … more
↧