ሓቂዶ ክንዛረብ? (ብዛዕባ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ) ኣብ ዝኾነ ህዝባዊ ቃልሲ ሰውራ ብውሱናት ውልቀሰባት ኣብ ሓደ ዉሱን ቦታ ይጅመር። ኰይኑ ድማ ሰውራ ኤርትራ’ውን ብውሑዳት ሃገራውያን ኣብ መታሕት ተጀሚሩ። ታተ እናበለ ድማ ናብ ሙሉእ ኤርትራ ተባሪዑ።ኣቦና ሓርበኛ እድሪሰ ዓዋተ መራሒ(ተላሚ) ናይቲ ብረታዊ ቃልሲ ሰለ ዝነበረ ኣብ ታሪኽና … more
↧