ኣቐዲመ ኣብ ውሽጥን ወጸኢ ስደትን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ክኾነሉ ልባዊ ምንዮተይ እገልጸሉ፡፡ ዓመተ 2013 ዓመተ ሰላም፡ ዓመተ ራህዋ፡ ዓመተ ምትእኽኻብ፡ ዓመተ ዕቤትን ብልጽግናን ክትኮነልና ምንዮተይ ኢዩ፡፡ ብዓቢኡን ልዕሊ ዝኾነን ግን፡ ኣብ ጫፍ ጸድፊ ተገምጊሙ ዝርከብ ኢሳይያስ ዘማእዝኖ ቁንጣሮ ጉጅለ ህግደፍ ብሓባራዊ ቃልስን ጻዕርን ሓንሳብን ንሓዋሩን … more
↧