ኵሉ ሳዕ ምሕባእ ዝከኣል ኣይኮነን።
እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ዞባ ቴለማርክ ኣብ ከተማ ሽየንን ከባቢኣን (ኖርወይ) ብጕልባብ ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጕኦይትኦም ዝተባህለ ወይጦ ህግደፍ ዝምልከት እዩ። ጎይትኦም፡ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስዑዲ ንህግደፍ ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ኣቢሉ ናብ ኖርወይ መጺኡ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ድማ...
View ArticleBreaking News: ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700...
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብኹሉ ኩርናዓት ብውግእ ተኸቢቦም፣ ህይወቶም ንምድሓን ናብ ዘብሉዎ ጠፊኡዎም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ከምዘለዉ ኣብቲ መዋጥር ዝርከቡ መሳኪን ኤርትራውያን ግዳያት ብቴለፎን...
View Articleየማናይ ኢድ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ (ሓጎስ ክሻ) ዝነበረ ኣቶ መሓሪ ወልደስላሰ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑዎ።
መደበሩ ኣብ ዱባይ ኮይኑ ከም ሓላፊ ዕድጊ ክሰርሕ ዝጸንሐ የማናይ ኢድ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ (ሓጎስ ክሻ) ኣቶ መሓሪ ወልደስላሰ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ናብ ኣመሪካ ከምዝኸደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቶ መሓሪ ካብ ኤርትራ ዝተዓደነ ወርቂ ዝርከቦም ጸጋታት ንወጻኢ ዝሸይጥ፣ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቱ ዝድለ...
View ArticleVISIONARY ERITREANS STANDING FOR ERITREA AT THE UNITED NATIONS YOUTH ASSEMBLY
VISIONARY ERITREANS STANDING FOR ERITREA AT THE UNITED NATIONS YOUTH ASSEMBLY EDITED BY: TESFAGABIR BERHE TESFU (GEORGE) SOUTH AFRICA Vanessa Berhe and Meron Semedar has successfully voiced the...
View Articleህዝብና ኣብ ባሕሪ ይጥሕል: ሕግደፋዊ ተሓጒሱ ይዘልል
ህዝብና ኣብ ባሕሪ ይጥሕል ሕግደፋዊ ተሓጒሱ ይዘልል Tesfamariame W/giorgis 17/08/2014 Oslo Norway ህግደፋውያን ተማዒዶም ዘይሰምዑ መርከብ ኣብ ባሕሪ ጥሒላ ተሰምዑ ንሓዘን ናብ ደስታ ቀይሮም ዝስዕስዑ ዎኖም ዝልዓሎም ህዝቦም እናጠፍኡ ህግደፍ ተንኮለኛ ኣርዮስ ተካል ግብሪ ኣብ ክልተ...
View ArticleFetsum: The Eritrean Islamic Congress Party EIC
Fetsum: The Eritrean Islamic Congress Party EIC Reconciliation: Anyone that preaches for peace and reconciliation should practice the theoretical wisdom in order to stay consistent with the preaching;...
View ArticleDREAMS OF ERITREAN REFUGEES TURN TO ASHES IN YEMEN
Madiha Al-Junaid (author) - Yemen Times Dozens of Eritrean refugees are scattered across the Al-Safeyah area of Sana’a, a densely populated neighborhood estimated to have the largest number of African...
View ArticleIsraeli Mob Beat Eritrean Refugee and Leave him Unconscious in Tel Aviv
Israeli Mob Beat Eritrean Refugee and Leave him Unconscious in Tel Aviv By Gianluca Mezzofiore | ibtimes.co.uk | August 19, 2014 An angry Israeli mob has reportedly beaten a 23-year-old Eritrean...
View Articleድሕሪ ቦሎኛ’ኸ ናበይ?
ድሕሪ ቦሎኛ’ኸ ናበይ? ሕጂኸ እንታይ ክንገብር ከም ዘለና እንዳተሓበርና፣ እንታይ ኢና ክንገብር ኢልና ክንሓትት ዲና? ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ንህዝቢ ኤርትራ ተጋሂዱሉ ከምዘሎ፡ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ’ዚ ዝሓላፈ 40 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዝፈጸሞ ገበናት ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ንሱ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን...
View ArticleLorry found in Ilminster carrying ‘people from Eritrea and Kashmir’
An investigation is under way after a lorry containing 15 people, including a 15-year-old boy, was discovered at a service station in Ilminster, near Taunton, police have said. A man from Germany has...
View ArticleMarrakech 2014: Nguse Amlosom gives Eritrea first African gold
Nguse Amlosom of Eritrea made history by winning his country’s medal at the African Senior Athletics Championships after taking the men’s 10,000m gold medal on the first day of competition in...
View Articleኤርትራዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም ኣብ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ቅድድም ኣፍሪቃ ወርቂ ማዳልያ ብምሽላም ታሪኽ ሰሪሑ።
ኤርትራዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፣ ትማሊ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ሻምፕዮናት ቅድድም ኣፍሪቃ ወርቂ ማዳልያ ብምሽላም ታሪኽ ሰሪሑ። ንጉሰ ንሞሮኮኣዊ ሻምፕዮን ምስጦፋ ኣልዓዚዝ፣ ንኬንያዊ ተሸላሚ ጁንየር ሻምፕዮንና ዓለም 2008 ከምኡ ‘ውን ተሸላሚ ብሩር ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ግላስጎ...
View Article