ደሃይ ካብ ኤርትራ
ግፋ ባኒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ሹቕ፣ ከባቢ እንዳደርሁ፣ ወተሃደራት ከተማ ብምውፋር፣ ኣብ ጽርግያ ንዝሽየጥ ዝነበረ ባኒ፣ ክገፍፍ ውዒሉ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባኒ ብመቝነን ከም ዝሽየጥ ስለዝገብሮ፣ ስድራቤታት ከኣ እቲ ብዓቐን ዝወሃበን ባኒ ስለዘይኣኽለን እየን ካብቲ ናይ ጽርግያ ክገዝኣ...
View ArticleBREAKING NEWS: ኣብ ሊብያ ምስራታ ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ተኣሲሮም ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 650 ኤርትራውያን...
ኣብ ሊብያ ምስራታ ኣብ ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ተኣሲሮም ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 650 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ተተኮስቲ ናብ መካይን ክጽዕኑ ዝተገደዱ ደቂ ተባዕትዮ ብዝተፈንጀሮም ቦምባ ከቢድ ብረት ይኹን ነታጕ ዛጊት ዘይተረጋገጸ ተተኳሲ 7 ክውግኡ ከለዉ፣ ዝሞቱ ክህልዉ ከምዝኽእሉ፣ ነቶም ቁሱላት ደቂ ተባዕትዮ ብዓይነን...
View Articleመልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ሽዱሽተ፥
መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ሽዱሽተ፥ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ ኣገዳሲት መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ? “There is no doubt that...
View Articleመጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ
መጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ ብሰንኪ ክቱር ፍርሒ፡ ፍሉይ ረብሓ ወይውን ምሒር የዋህነት ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ ትደናገጹ ዘለኹም፡ ኣብ ሕ.መ.ኣ፡ ካናዳ፡ ኤውሮጳ፡ አወስትራልያን ማእከላይ ምብራቕን ትነብሩ ዘለኹም ስደተኛታት ኤርትራውያን ኩሉኹም። እዚ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲትኩም መሰል ናይ መስርሒ...
View Articleኣብ ሰያትል ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ፈንጠዝያ ፈስቲቫል ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምፍሻል ይሻባሽቡ ኣለዉ፣
ኣብ ሰያትል ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን 16 ነሓሰ ኣብ ካሊፎርንያ ከካይዶ መዲቡዎ ዘሎ ፈንጠዝያ ፈስቲቫል ንምፍሻል ኣብ ጎድኒ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተሰሊፎም ክውዕሉ ይሻባሸቡ ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣባላት ቦርድ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንፍትሕን...
View Articleመጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ
መጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ ብሰንኪ ክቱር ፍርሒ፡ ፍሉይ ረብሓ ወይውን ምሒር የዋህነት ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ ትደናገጹ ዘለኹም፡ ኣብ ሕ.መ.ኣ፡ ካናዳ፡ ኤውሮጳ፡ አወስትራልያን ማእከላይ ምብራቕን ትነብሩ ዘለኹም ስደተኛታት ኤርትራውያን ኩሉኹም። እዚ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲትኩም መሰል ናይ መስርሒ...
View ArticleUPDATE: ህጹጽ መጸዋዕታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና/ Emergency Fund for Voice of Assenna – So...
እታ ብገንዘባዊ ደገፍ ህዝቢ ተበጊሳ ንሓያለ ዓመታት ብዘይ ብኩራት ቀጻልነታ ዘረጋገጸት ነጻ ድምጺ ኣሰና ምስ ምውሳኽ ናይቲ ን24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ 7 መዓልቲ ኣብ ሰሙን ዝሰፍሐ ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ዝፍኖ ናይ ሳተላይት መደባታ ተሰማዕነታ ኣዝዩ ክብ ኢሉ፣ እቲ ኣብ ምስማዕ ጥራይ ተሓጺሩ ዝነበረ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ...
View ArticleDjibouti urges Eritrea to free ‘captured’ officer
By Mohamed Taha Tewekel, Wednesday, August 13, 2014 ADDIS ABABA – Djibouti on Wednesday called for the release of a military officer allegedly captured by the Eritrean army. “Eritrea must release the...
View Articleኣለኹ ኣደ በላ!
ሬሳ ከይትቐብር *በድኒ ናይ ሃገርካ *ካብ ዝመውት ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ኣብ ስደት ክትመውት ካብ ፌራ ሃዲምካ ኣንታ ሓዊ ስውእ ናጽነት ዘምጻእካ ኣንታ ወዲ ስውእ’ወ ዶባትካ ዘውሓስካ *ንዘላሚ ስርዓት ብበትሩ ቀጺዕካ *ንረጋጺ፡ ንጨቋኒ ታሪኽ ዘይትደግም ቅያ ኣያታትካ! ሕድሪ ስውኣትና...
View Articleኦክላንድ/ በይ-ኤርያ፡ ፈስቲቫል ህግደፍ አብ ህድማ፡ ደለይቲ ፍትሒ አብ ህድና፡
Richmond, Mayor Gail McLaughline ድሓር ብኣካል ኣኼባና ንደሞክራስያዊ ቃልስናን ንማሕበርናን ናይ ደገፍ ደብዳቤ አስዒባ ሊኢኻትልና (ቕዳሕጥብቆተመልከት)። … more
View ArticleMinister looking into Eritrean asylum spike – The Copenhagen Post
The justice minister Karen Hækkerup has announced that she wants to look into the increasing number of asylum-seekers hailing from the east African country of Eritrea. Last month Denmark experienced...
View Article