Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ደሃይ ካብ ኤርትራ

$
0
0
ግፋ ባኒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ሹቕ፣ ከባቢ እንዳደርሁ፣ ወተሃደራት ከተማ ብምውፋር፣ ኣብ ጽርግያ ንዝሽየጥ ዝነበረ ባኒ፣ ክገፍፍ ውዒሉ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባኒ ብመቝነን ከም ዝሽየጥ ስለዝገብሮ፣ ስድራቤታት ከኣ እቲ ብዓቐን ዝወሃበን ባኒ ስለዘይኣኽለን እየን ካብቲ ናይ ጽርግያ ክገዝኣ ዝግደዳ ዘለዋ። ኣብዚ እዋን’ዚ ንሓደ ኩንታል ፊኖ 3400 ናቕፋ በጺሑ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>