Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ኣብ ሰያትል ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ፈንጠዝያ ፈስቲቫል ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምፍሻል ይሻባሽቡ ኣለዉ፣

$
0
0
ኣብ ሰያትል ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን 16 ነሓሰ ኣብ ካሊፎርንያ ከካይዶ መዲቡዎ ዘሎ ፈንጠዝያ ፈስቲቫል ንምፍሻል ኣብ ጎድኒ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተሰሊፎም ክውዕሉ ይሻባሸቡ ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣባላት ቦርድ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንፍትሕን ደሞክራስን ሰያትል ኣብ ዝገበሩዎ ኣኼባ፣ እቲ ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>