እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ዞባ ቴለማርክ ኣብ ከተማ ሽየንን ከባቢኣን (ኖርወይ) ብጕልባብ ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጕኦይትኦም ዝተባህለ ወይጦ ህግደፍ ዝምልከት እዩ። ጎይትኦም፡ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስዑዲ ንህግደፍ ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ኣቢሉ ናብ ኖርወይ መጺኡ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ድማ ብዘተፈላለየ መልክዕ መጋበርያ ህግደፍ ኮይኑ ጸኒሑን ኣሎን። ሓደ … more
↧