Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ኤርትራዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም ኣብ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ቅድድም ኣፍሪቃ ወርቂ ማዳልያ ብምሽላም ታሪኽ ሰሪሑ።

$
0
0
ኤርትራዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፣ ትማሊ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ሻምፕዮናት ቅድድም ኣፍሪቃ ወርቂ ማዳልያ ብምሽላም ታሪኽ ሰሪሑ። ንጉሰ ንሞሮኮኣዊ ሻምፕዮን ምስጦፋ ኣልዓዚዝ፣ ንኬንያዊ ተሸላሚ ጁንየር ሻምፕዮንና ዓለም 2008 ከምኡ ‘ውን ተሸላሚ ብሩር ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ግላስጎ ዝተኻየድ ጸወታታት ሓባራዊ ሃብቲ (Commonwealth Games) ዝኾነ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>