Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Browsing all 7726 articles
Browse latest View live

ጉዕዞ ለውጢ ይጀመር ብዕሊ

… more

View Article


ኣባይቲ ኤርትራ ፈሪሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኣመኖ መሪሕነት ተባሳቢሱ

ኣባይቲ  ኤርትራ  ፈሪሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኣመኖ መሪሕነት ተባሳቢሱ   ቃል ናይ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ፤              ቍጽሪ ፩።                ግንቦት 6, 2015 Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND)   ኣብ ዝሓለፋ ሰሙናት ብኣማኢት ዝቁጸሩ...

View Article


ፖለቲካዊ ሰሚናር ምስ ፕሮፈሶር ደሳለኝ ኣብራሃ ኣብ ከተማ ቩፐርታል ሃገረ ጀርመን

… more

View Article

Urgent Letter from Eritrea

It is with the great sorrow and disgust that I am expressing a deep feeling of despair regarding the Eritrean Govt’s indiscriminate recruiting campaign of diabetic and blood pressure(hypertension)...

View Article

ኣብ ሊብያ ተጨውዮም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ካይሮ ከምዝኣተው ፕረሲደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ::

ኣብ ሊብያ ተጨውዩ ዝጸንሐ ሓደ ጉጅለ ኢትዮጵያውያን ብሓይልታት ሰራዊት ምስሪ ናጻ ተለቒቑ: ሓሙስ 7 ግንቦት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካይሮ ከምዝኣተው ንፕረሲደንት እታ ሃገር ዓብደል ፋታሕ ጠቒሱ ማዕከን ዜና ምስሪ ሓቢሩ:: ፕረዚደንት ኣልሲሲ ነቶም ብነፋሪት እታ ሃገር ዝኣተው ኣስታት 30 ኢትዮጵያውያን ክቕበሎም ከሎ...

View Article


ኤርትራ አብ ኩናት የመን ክትዕሰብ

ወልቀ መላኺ ኢሳያስ አፍወርቂ ብ 29 ሚያዝያ 2015 ዕለት ዝገበሮ ዕውደት ናብ ሱዕድያ ብወገን ህግደፍ ሚስጥራዊ ንክኸውን ተሓሲቡ፤ በቲ ስርዓት ብዝውነና መራኸቢ ብዙሓን ናይ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዕውደት ንሱዕድያ ንህዝቢ አይተሓበረን። እንተኸነ ግን መራኸቢ ብዙሓን ካብ ሱዕድያ ነቲ ዕውደት ኣቃዕንኦ። በዚ ድማ ናይ...

View Article

A Saudi war fought with Eritrean troops?

By: Mohammad Abu Fares Date of publication: 8 May, 2015 Analysis: Saudi Arabia has been cosying up to Eritrea, leading to reports the African nation will join Senegal in offering troops for the war in...

View Article

“ንሕና መን ኢና”? ይበሃል ኣሎ።

… more

View Article


ሓቀኛ ግንቦት ንጽበ ኣሎና!

  ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91 ብሓጎስ ክንዘልል ካብ ምንጋጋ ሓርገጽ ወጺና ካብ ጸልማት  መስገደል ተጋደልቲ ሓቑፍና ብዓውታ ናጽነት ጥዕምቲ ኢልና ክንዕልል መግዛእቲ ኣፋኒና  ኣውዳውና ዘርጊሕና ናጽነት  ክንቅበል፡፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91፡ ክንምሕል ንፍትሒ ማዕርነት ሕድሪ ክንፍጽም...

View Article


ኣማኢት ስደተኛታት ዘጥሓለት መርከብ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተረኺባ

ኣማኢት ስደተኛታት ዘጥሓለት መርከብ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተረኺባ እታ ብ19 ሚያዝያ ኣስታት 900 ስደተኛታት ኣሳፊራ ካብ ሊብያ ምስ ተበገሰት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሰመጠት መርከብ ከምዝተረኽበት ሰበስልጣን ኢጣልያ ሓቢሮም:: ንሳቶም ነታ መርከብ ሰሜን ምብራቕ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ 375 ሜትሮ ማዕሙቕ ሓሙስ 7...

View Article

Voice of Assenna:ላዛታት ስነጥበብ ምስ ኣሰና – Sat, May 09, 2015

… more

View Article

Eritrean Unity for Justice Stockholm branch founded on the initiative of Dr....

Eritrean Unity for Justice Stockholm branch founded on the initiative of Dr. Tewolde Tesfamariam (Wedi Vaccaro) is preparing for annual meeting. The association is a mass movement which is open for...

View Article

ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ...

ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን፡ንመጀመርታ ግዜ ብምስታፍ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ገሩ። እቲ ብምረሻ  ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ 1 ሽሕ ዝበጽሑ ወከልቲ...

View Article


“ ከመይ አለኺ”

እዚ ዝስዕብ ግጥሚ ብዕለት 03 ወርሒ ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ብዝተገብረ ናይ ሽምዓ ምብራህ መደብ ንመዘከርታን መግለጺ ሓዘን ነቶም ግዳይ ቅዝፈት ብምጥሓል ኣብ መኣኸላይ ባሕሪ ህይወቶም ንዝሰኣኑን ንጹሃን፤ ከምኡ’ውን ነቶም ብኢድ ኣኽረርቲ ናይ እስልምና ሃይማኖት (ኣባላት ግብረ ሽበራ ተባሂሎም...

View Article

In a Pyrrhic Victory, PFDJ Group Elected to Community Board in Boston

Part I  By Dr. Russom Mesfun The story of Boston’s Eritrean-American Civic Center is a sordid tale of a rogue government and its cohorts arrayed in a scorched-earth war by proxy against a peaceful yet...

View Article


BREAKING NEWS: Mr Mehammed Idris, Senior Eritrean Diplomat at the African...

… more

View Article

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ንምልካዊ...

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ናስታት 35 ዓመት ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ተቓለሰ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ያውጅ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። ካብ 1980 ኣትሒዙ ኣብ ማሕበር ተማሃሮ ኤርትራ ብደረጃ መሪሕነት ኣባል ባይቶ ከምኡ...

View Article


ዝዓሰወ እንጀራ ኣብ ሓድሽ መሶብ

ናይ ሕጊ ምሁርን ብዓል ጸጋ ዕድመን ስለዘይኮንኩ፡ ብዛዕባ ዘመናዊ  ወይ እንዳባ ሕጊታት ብዙሕ ክዛረብ ኣይክእልን’የ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝዓበኹሉ ከባቢ፡ ዓዲ እትምሓደረሉ ሕግታት እንዳባ (ልምዳዊ/ባህላዊ) ንኣብነት ሕግታት ሳዕሪ ብላዕ፡ ሕዛእቲ፡ መጓሰ፡ ቀለብ ቆልዓ፡ መንገዲ ኣርብዓ፡ ምጥዋርን ምኽባርን ዓበይቲ፡...

View Article

ንምፍሳስ ደም/ንጎነጽ ዝጽውዕ ሃይማኖት የለን

ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሽበራ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ኣብ ዝተፈላለየ እምነት ዝኣምን ህዝቢ ክረኤ ዝጸንሔ ዝኾነ ይኹን ሃይማኖታዊ መንነት ዘይብሉ ኣብ ፍትሒ ዝጎድሎ ባይታ ዝበቁል ሓንሳእ ብስሰዔ (ምግባት) ሓንሳእ ብተስፋ ምቁራጽ ዝተባባዕ፤ ብውልቀ-ሰባት፡ ብእኩባት፡ብመንግስታት ክፍጸም ዝኽእል ተርእዮ...

View Article

መሸጣ ናይተን ካብ ኖርወይ ናብ ኤርትራ ዝተሸጣ ናይ ጽዕነት መካይን ሕጋዊ ከምዘይኮነ ተገሊጹ::

መሸጣ ናትተን ብሓደ ብሕታዊ ኖርወጅያዊ ትካል ናብ ህግደፍ ዝተሸጣ 17 ናይ ጽዕነት መካይን ሕጋዊ ከምዘይነበረ ኣብ ባይቶ ኖርወይ ኮሚተ ምቁጽጻር ሰደድ ገሊጹ:: ሚኒስትሪ ምክልኻል ነተን መካይን ግቡእ መረጋገጺ መዓላአን ከይቀረበሉ ምሻጡ ርኡይ ጥሕሰት እገዳ ኢዩ ብምብል ኣብ ባይቶ ኖርወይ ወኪል ምቁጽጻር ሃንስ...

View Article
Browsing all 7726 articles
Browse latest View live


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>