Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ኣማኢት ስደተኛታት ዘጥሓለት መርከብ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተረኺባ

$
0
0
ኣማኢት ስደተኛታት ዘጥሓለት መርከብ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተረኺባ እታ ብ19 ሚያዝያ ኣስታት 900 ስደተኛታት ኣሳፊራ ካብ ሊብያ ምስ ተበገሰት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሰመጠት መርከብ ከምዝተረኽበት ሰበስልጣን ኢጣልያ ሓቢሮም:: ንሳቶም ነታ መርከብ ሰሜን ምብራቕ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ 375 ሜትሮ ማዕሙቕ ሓሙስ 7 ግንቦት ከምዝረኸብዋ ገሊጾም:: ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ማትዮ ረንዚ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>