Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726

ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

$
0
0
ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን፡ንመጀመርታ ግዜ ብምስታፍ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ገሩ። እቲ ብምረሻ  ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ 1 ሽሕ ዝበጽሑ ወከልቲ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተሳተፍዎ ኪኸውን እንከሎ፡ ኣዝዩ ብርክት ዝበለ ህዝቢ ድማ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 7726


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>