Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all 7726 articles
Browse latest View live

ለውጢ ኣብ ኣተሓሳስባ

$
0
0
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዚ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዘሰቅቕ መገዲ ኣብ ምድረበዳታትን ባሕርታትን ከም ቆጽሊ ዝረግፉሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ብዚብል ኣርእስቲ ዓንቀጽ ምጽሓፍ፡ ነቲ ብጭብጢ ዝረአ ዘሎ ስቓይ ብዘይስምዒታዊ መገዲ ክትርእዮ ምድላይ ይመስል። ግን ከኣ ኩሉ ኣብ ወድሰብ ዝወርድ መከራ ናይቲ ካብ ኣእምሮ ሰብ ዚፍልፍል እሞ ኣብ ግብሪ ዚቕየር ናይቲ ኣብ … more

ዝኽሪ ሽምዓ ንስደተኛታት ግዳያት ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሚላኖ

$
0
0
ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ መሳኪን ስደተኛታት ንምዝካር፣ ብኢጣልያውያን ተደናገጽቲ ዝተወደበ ዝኽሪ ሽምዓ ኣብ ሚላኖ፣ ኢጣልያ ን 28 ሚያዝያ ሰዓት 9፣00 ምሸት ክግበር እዩ። ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን እትርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ሸሸምዓኹም ሒዝኩም ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ግዳያት ክትዝክሩ ነዘኻኽር። ዝካየደሉ ቦታ፣ ኣብ ዳርሰና DARSENA ጥቓ PORTA GENOVA   … more

ዝኽሪ –ብመብራህቲ ሽምዓ –ኣብ ቦስቶን

$
0
0
ንግዳያት ናይ ማእከላይ ባሕርን ነቶም ብኣይስስ (ISIS) ዝፍለጥ ግብረሸብራዊ ዝተቐዘፉ፡ ኢትዮጵያውያንን፡ ኤርትራያውያንን፡፡ ቦታ    ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ሰንተር 590 Shawmut Ave.  Boston , Ma. 02118 ዕለት  ሰንበት ሚያዝያ 26 (Sunday April, 26) 2015 ሰዓት፡ 5፡00 ድ.ቐ. ብደሓን ምጹ፡፡ ኣካያዲት ቦርድ … more

ዝኽሪ ሽምዓ ንግዳያት ሊብያን ማእከላይ ባሕርን ኣብ ሮተርዳም

ሕነ ሓደ ምጽፋዕ ብሃገርካ ምጥፋእ! ምስ ምንታይ ይጽብጸብ?

$
0
0
ክንዲ ንሓደ ኣባሲ ምጽፋዕ ተተሓሒዝካ ብሃገርካ ምጥፋእ ‘ሲ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ? ንሕና እቶም ነዚ ስግንጢራዊ ኩነት ኣፍቂድና ነብስና ምፍቃድ ኣጊሙና ህዝቢ ንገዛእ ርእስና ኸ ምስ መን ኢና ንቝጸር? ነዚ እንነብረሉ ዘለና ጸሊም ዘበን፣ ጸሊም ሰሙን ተወሲኹዎ፣ ግዳያቱ መድሕን፣ ሓተቲ ኸኣ መልሲ ስኢኖም ስለዘለዉ፣ ምላሽ ከይተጸበና፣ ሓዘን ግዳያትና ኣውሪዱልና ዘሎ ሕሱም … more

ኣሳፊሕካ ሞት፡ ተኾርሚኻ ሞት።

$
0
0
ኣሳፊሕካ ሞት፡ ተኾርሚኻ ሞት።                               25.04.2015፡   ኣቐዲመ ፈጣሪ ንኩሎም ግዳያት ኢዱ ዘርጊሑ ክቕበሎም እምነ። ክቡራት ደቂ ኤርትራ ደቂ’ዛ ሕያወይቲ ኣደ! ቅንያቱ ኣስደሚምኩም ከምዘሎ እመስለኒ። ልዕሊ ኩሉ መን ከምዘርድእ ጨኒቕና’ዃ እንተ ሎ እቶም ተረከብቲ ግና በቢልብና ተራኺብና ኣለና። ግደ ሞራል መን ኢዩ ምስ’ዞም መርድእ ዘእውዩልና ወይ መራኸቢ ብዙሃን ክተሓ ጋገዝ ዝኽእል? … more

ኣነን ሓጺሩኒ ይብል ንሱን ተደቢሩ ይስዕስዕ

$
0
0
ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ኤርትራ፡ ሕጽረትን ቅልውላውን መንበሪ ኣባይቲ ሓደ ካብ ዝዓበዩ ሕማም ርእሲ ህዝብና’ዩ። ቀንዲ መንቀሊ ናይዚ ጸገማት ድማ፡ ጋሕማጥ ምምሕዳርን ምስ ዘሎ ማሕበራውን ቁጠባውን ክውንነት ሃገርና ዘይቃዶ ኣሰራርሓን ሜላታትን ስርዓት ኢሳያስ’ዩ። መንግስቲ፡ ብዓዲ፡ ከተማ ወይ ብውልቀ ዝውነን መሪት ብኣገባብ ክወስድ ስልጣን ኣለዎ። ይኹን እምበር እዚ ስጉምቲ’ዚ ምኽኑይ ዝኸውን፡ … more

UPDATED: Donations from Assenna supporters since 28th February, 2015, following Assenna Foundation’s announcement to stop Radio Assenna satellite broadcasting to Eritrea

$
0
0
Most of the contributors listed on the donation table are some among the very few loyal and generous Radio Assenna financial backers who kept Assenna on air since its inception in 2009. The very people who prompted our moral pain after being overburdened with constant financial responsibility came forward again … more

ዓሻ ሰብይቲ’ሲ ወዲ ሓሙታ ጓና ይመስላ፣

ኣባል ምኒስትሪ ዜና ጋዜጠኛ ወሃብ ምክኤል ስብሃቱ ንስርዓት ህግደፍ ምብርሕራሕ ንግዝኡ ስማ ኣብ ዝዓቀብናዮ ሃገር ዑቕባ ሓቲቱ ፣፣

Men Esey Kbl – A Poem by Ermi Tekeste

ድርብ መሪር ሓዘን

$
0
0
ድርብ  መሪር  ሓዘን                         ዕለት 25.04.2015 ክሳዉዲ ደቅሰብ ከም መሸላ ክጉናእ ኣራእስ ደቅሰብ ብጥይት ክጋማማዕ የሕዝን ከም ሕሱም የንብዕ ኣእምሮካ የዛናብል..ልብኻ ደም የንዝዕ ገበኖም ክርስትያን ጥራሕ  ስለዝኾኑ ከም ኣባጊዕ  ፋሲካ ብካራ ዘኽስተኑ ጽዩፍ ተግባራቶም ብዓለም ተኾኒኑ ናይ ግዜ ጉዳይ ኢዩ እንበር.. ናይ ኢዶም ክንደይ  ከይስእኑ ኣብ መሬትን ኣብ ሰማይን .. … more

ደምና ከይሓተካ!

$
0
0
ደምና ከይሓተካ!   ዕዳኻ’ባ ኪፈል ባሕሪ ከሓሰና ስለኻን ንኣኻን ከምዛ ዘይደመና ከምዘን ደቂ ዛግራ እናተበትንና ዓይንኻ ዓሚትካ እትጥምተና እንታይ እዩ እቲ ጸገም እስከ ንገረና!?   ንስኻ እንከለኻ ደምና ዘስብሓካ *ብጻኦት ክንስደድ ድሕሪት ገዲፍናካ   *ብብዝሒ ትም ኢልካ ትዕዘብ ከምዘይምልከተካ ነቲ መጥፍኢና ዓገብ ዘይምባልካ ግደፍ’ባ ባሕሪ ደምና ከይሓተካ!   ንሃልሃልታ ሓዊ ብዓረር … more

Eritrea at the Center of Europe’s ‘Clandestine’ Migration Crisis

$
0
0
Alessandro Bruno The 700 or more migrants who died in the Mediterranean, just as those on the opposite side of the Atlantic who every day die attempting to cross the border between Mexico and the United States (some 30,000 people per day) represent one of the great tragedies of our … more

Isis: Eritrean teen migrant forced to witness Libya massacre –‘I watched IS beheading Christians’

$
0
0
EXCLUSIVE: IBTimes UK talks to Nael Goitom, who escaped IS in Libya after a month in captivity. A 16-year-old Eritrean migrant who escaped captivity under the Islamic State (Isis) in Libya has exclusively told IBTimes UK that the jihadists forced him to watch the beheading and shooting of Eritrean and Ethiopian Christians. … more

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከባቢ ባየርን፣ ጀርመን

$
0
0
ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ከባቢ ባየርን (Bayern) እትርከቡ ኣሕዋት እዚ ኣብ ሳሃራን ሊብያን ባሕርን ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ደውክብልን ስቅያት ሓፋሽ ህዝብና ከብቅዕን ከምኡ’ውን ብፍላይ ሕብረት ኤውሮጳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምስምማዕ ወጢኖሞ ንዘለዉ ዘይፍትሓዊ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምቅዋምን ኣብ ከተማ ሙንሽን ማእከል ሽታኩስ (Stacus) ድምጽና ብሓባር ከነስምዕ ንሓሙስ 30 ሚያዝያ … more

E.U. will send thousands of migrants back to Africa, many from Eritrea

$
0
0
Exclusive: Confidential draft from summit reveals that only 5,000 migrants will be allowed to resettle in Europe with large numbers likely to be repatriated Migrants wait to disembark from an Italian navy ship in Salerno. Theresa May and Philip Hammond believe such rescue operations create a ‘pull factor’ and lead … more

Pastor Gebremichael Yohannes, a Dutiful Shepherd

ዕለታዊ ምጽናትና ከኸትም ካብ እናሰማዕና ምጽቃጥ ንበራበር!!!

ERITREA EU plans to provide Eritrea’s oppressive regime with new funding

$
0
0
Reporters Without Borders (www.rsf.org) Press release 28 April 2015 ERITREA EU plans to provide Eritrea’s oppressive regime with new funding Reporters Without Borders calls on the European Union to condition additional aid to Eritrea via the European Development Fund (EDF) on a significant improvement in fundamental freedoms, including freedom of … more
Viewing all 7726 articles
Browse latest View live


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>