Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all 7726 articles
Browse latest View live

Atlanta Seminar this Saturday, April 18


ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ፣ ስዊዘርላንድ

ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ሰሚናር፡ ብኣቦ ወንበርን ብኣቦና ኣቶ ፍቕረማርያም ማሓርን ዝተቐረቡ መግለጺታት

$
0
0
1. “ምስ ኩሉ ፍልልያትና ተኸባቢርና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ ኣትላንታ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ሰሚናር፡ ብ ኣቦ ወንበር ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass roots movement) ዝቐረበ ቓል። ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡- ናብ’ዚ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ … more

BREAKING NEWS: 700 Hundred Migrants Believed Dead in Shipwreck Off Libya, Says UNHCR

$
0
0
By DEBORAH BALL Updated April 19, 2015 6:20 a.m. ET 6 COMMENTS ROME—As many as 700 migrants are believed to have died in a shipwreck about 70 miles from the Libyan coast, according to the United Nations High Commissioner for Refugees. According to statements from survivors given to the UNHCR, … more

BREAKING NEWS: ናብ ሎሚ ሰንበት ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ማዕከናት ዜና ዓለም ይሕብራ ኣለዋ።

$
0
0
ናብ ሎሚ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን እትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ኣስታት 17 ማይልስ ድሕሪ ምጕዓዛ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ኣስታት 700 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሃለቑ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ኣህገራት ኣፍሊጡ። ህጹጽ ናይ ህይወት ኣድሕን ኣዋጅ ፍርቂ … more

Isis video purports to show massacre of two groups of ‘Ethiopian Christians’– Guardian

$
0
0
Islamic State footage features rant against Christian crusaders, and shows 15 men beheaded on beach and another 15 shot in the head in scrubland Islamic State has released a video purporting to depict the massacre of 30 Ethiopians, the second incident of mass slaughter of Christians by the terror group … more

ህጹጽ መጠንቀቕታ ንኹሉኹም ብሊብያ ናብ ሲደት እትውሕዙ ዘለኹም ስደተኛታት ኣመንቲ ክርስትና ( ናይ ሮይተርስ ቪድዮ ተተሓሒዙ ቀሪቡ ኣሎ)

$
0
0
ሎሚ 19 ሚያዝያ ናይቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ISIS ናይ ቪድዮ ፕሮፖጋንዳ ብምውካስ ዝተዘርግሐ ሰነድ ከምዘመልክቶ፣  ISIS ኣብ ሊብያ ንዝሓዝዎም 30 ከም ‘ኢትዮጵያውያን’ ዝግለጹ ዘለዉ ኣመንቲ ክርስትና ስደተኛታት፣ ነቶም 15 ብብረት ብኣልማማ ክርሽኑዎም ከለዉ፣ ነቶም 15 ብኻራሩ ከምዝጎይሑዎም የርኢ። እቶም ኢትዮጵያውያን ዝብሃሉ ዘለዉ ስደተኛታት ኩሎም ወይ ገሊኦም ኤርትራውያን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። እዞም … more

Asenna fundraising Party in San Diego


Crushing repression of Eritrea’s citizens is driving them into migrant boats

$
0
0
Abinet spent six years completing her national service in one of Eritrea’s ministries, but when she joined a banned Pentecostal church, she was arrested, interrogated, threatened, released and then shadowed in a clumsy attempt to identify other congregants. She arranged to be smuggled out of the country in 2013 and … more

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኩሎም እቶም ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ISIS ኣብ ሊብያ ዝተቐዝፉ 28 ግዳያት ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ብምርግጋጽ፣ ሰለስተ ናይ ሓዘን መዓልታት ኣዊጁ።

$
0
0
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ጃምላዊ ቅትለት ናይቶም ብዘይካ ክርስትያናዊ ሃይማኖታዊ እምነቶም ካልእ ገበን ዘይነበሮም ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ISIS ኣብ ሊብያ ብዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ኣገባብ ብኻራሩ ተጎይሖም ብብረት ብትሕዞ ዝተረሸኑ 28 መሳኪን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሰለስተ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ሓዘን ቅነ ኣዊጁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቶም ግዳያት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ከምዘረጋገጸ ‘ውን ብመርበብ ሓበሬትኡ ዋልታ … more

Radio Assenna COMING SOON! ኦ ህዝበይ፣ ኣብ ነብስኻ እመን፣ እምበር ዘይኸውን የለን!!

Death on the coast of the Greek island of Rhodes – Today 20th April, 2015

Chanel 4 Piece on the root cause of the migration crises

BREAKING NEWS: 3 Eritrean asylum seekers who left Israel executed by ISIS

$
0
0
The Hotline for Refugees and Migrants reported on Tuesday that three asylum seekers who left Israel for a third country over the past year have been executed by the Islamic State in Libya. According to the report, the victims were identified by family members and friends. The three Eritrean asylum … more

BREAKING NEWS: 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስቶም ብጃምላ ኣብ ሊብያ ብISIS ዝተረሸኑን ዝተሓርዱን ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተቐትሉ ተፈሊጡ።

$
0
0
Hotline for Refugees and Migrants ዝተባህለ ናይ እስራኤል ዘይመንግስታዊ ማሕበር ኣብ እስራኤል ዓቕሎም ጸቢቡዎም ናብ ሳልሳይ ሃገር ዝኸዱ 3 ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስቶም ብጃምላ ኣብ ሊብያ ብISIS  ዝተረሸኑን ዝተሓርዱን  ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተቐትሉ ሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ጠቒሱ ኳ እንተነበረ፣ ብመሰረት እቲ ሎሚ ንጉሆ ኣብ Haaretz … more

ትማሊ ሰንበት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ካብ ዝሞቱ 850 ስደተኛታት እቶም 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ጀኔቫ ብዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጹ።

$
0
0
ናብ ትማሊ ትማሊ ሰንበት 19 ሚያዝያ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ካብ ዝሞቱ 850 ስደተኛታት እቶም 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ወሃቢ ቃል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ጀኔቫ ብዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጹ። ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣድርያን አድዋርድስ፣ “ ገለ ብህይወቶም ዝተረፉ ስደተኛታት ኣብ … more

Eritrea: The Tragedy behind a Tragedy

$
0
0
By: Tedros Abraham  21/04/2015  Some 350 Eritreans were among the 850 people who perished in the migrant boat that sank off the coast of Libya on Saturday night, a United Nations spokesperson said on Tuesday. Ethiopia declared three days of national mourning after it confirmed the people brutally killed by … more

Ethiopian mass protest against IS killings in Libya

$
0
0
Tens of thousands of Ethiopians have attended a rally in the capital, Addis Ababa, condemning the murders of Ethiopians by Islamic State militants. More than 20 migrant workers – most thought to be Ethiopian Christians – were killed by the Libyan branch of IS. It released videos on Sunday of … more

ሰላማዊ ሰልፍን ዝኽሪ ሽምዓን ኣብ ሊብያን ማእከላይ ባሕርን ንዝተፍኡ ንጹሃት ኣብ ከተማ ጀኔቭ

$
0
0
ንዝኽሪ ንጹሓት ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ፣ ኣብ ከተማ ጀኔቭ፣ ሰላማዊ ሰልፍን፣ ሸምዓ ምዉላዕን፣ ዕለት 25 ሚያዝያ ቀዳም፣ 2015ዓም ኣብ ሊብያ፣ ብየዘይ ሓደ በደል “ክርስትያን ጥራይ ብሙዃኖም” ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ብሓይሊ “ኢስላም በሃልቲ” ንዝተሓርዱን ዝተቐንጸሉን  ከምኡ‘ውን ኣብ ኣፋፈት ኤውሮጳ መርከብ ተሰራ ንሞት ዝተጸጥሑን፣ ንምዝካርን ምስ ስድራ ቤታቶም ናይ ሓዘኖም ተኻፈልቲ … more

እንኮ ፍታሕ፡ ሞት ህዝብና ከብቅዕ ስርዓት ኢሳያስ የብቅዕ

$
0
0
ኣብዚ ዘለናዮ እዋን፡ ብመራኸቢ ብዙሓን ብዛዕባ ኤርትራ ዝውረ ወይ ዝጸሓፍ ጽቡቅ ነገር የለን። ኩሉ ካብ ሓድሕዱ ዝኸፍአ ወረ ሞት፡ ስደት፡ ጥሜትን ማእሰርትን ዜጋታት ጥራሕ’ዩ። ካብቲ ብተደጋጋሚ ኣብ ማዕከናት ዜናን ብሰባትን ዝስማዕ፡ ዝጸሓፍን ዘዕለልን ድማ፡ ኣብ ኤርትራ፡  ናጽነት ሃይማኖት፡ ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽን መንግስቲ ምንቃፍን መሰል የለን፡ ኤርትራ ንዜጋታታ ብዘይ ፍትሕን ገበንን … more
Viewing all 7726 articles
Browse latest View live


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>