I congratulate the hard working Assenna family for its outstanding achievement in its successful satellite TV communication to Eritrea. I think this is a very expensive project that can make a difference to our society only though continuous public funds. Please help out as much […]
↧
Fetsum: My experience in Denver festival (Part V)
↧
ፍግረ-መሬትን ፍግረ-ጒልበትን
ፍግረ-መሬትን ፍግረ-ጒልበትን ጥሪ 03/2019 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ርሑስ ሓድሽ ዓመት! ንኹሉኹም ተቓለስቲ ብሓፈሻ ብፍላይ ክኣ ጀጋኑ ውፉያት ናይ ዜና ማዕከናትና ንኹልና ዘተኣናገድኩምና ብዙሕ ነመስግን። ከም ፍሉይ ኣጋጣሚ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዝርግሐ ቲቪ ኣሰና(ATV) እንቛዕ ንኹልና ደስ በለና። ነቶም ለይትን ምዓልትን ከይተሓለልኩም ዝጸዓርኩም ክኣ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዘክርኩም። […]
↧
↧
ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!!
ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተቓለስቲ ንሓርነትን ፍትሕን! ዓመተ 2019፡ ምስ ሰናይ ትምኒታና ኢድና እንሕውሰላ፡- ዓመት ፋሺስታዊ ውልቀ-ምልኪ ዝወድቀላ፣ ዓመት ሓርነትን ፍትሕን ዝረጋገጸላ፣ ዓመት ነባሪ ኣዕኑድል ደሞክራሲያዊ ስርዓት ዝትከላላ፣ ዓመት ሰላምን ራህዋን ዝሰፍነላ – ክትከውን […]
↧
ሰላም ኣብ ምድሪ ይኹን!!!
ሰላም ኣብ ምድሪ ይኹን!!! ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ፡ ኣብ መንጎ እቶም፡ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት ይኹን! (ሉቃ 2፡ 14) ምልኣት ዘመን ምስ ኣኸለ፡ የሱስ ክርስቶስ፡ ንሕዝቢ ኣምላኽ ሓርነት ንምዉጻእ፡ ኣብ መብልዒ ማል፡ ኣብ ቤት-ልሄም ተወልደ። እዛ ኣብ ታሪኽ ዓለምና […]
↧
“-እንሆ ንኹሉ ሕዝቢ ዝኸውን ዓቢይ ሓጎስ አበሥረኩም ኣለኹ-” –ብምኽንያት በዓል-ልደት ዝተዳለወ ጽሑፍ
“-እንሆ ንኹሉ ሕዝቢ ዝኸውን ዓቢይ ሓጎስ አበሥረኩም ኣለኹ-” እዚ ቃል’ዚ ነቶም ኣብ ምሕላው ከብቲ ኣብ መሮር ዝሓደሩ፥ ጓሶት ቤተ-ልሔም ዝተነግረ ናይ ብሥራት ቃል’ዩ። እቲ መልኣከ-እግዚኣብሔር ድማ ብምቕጻል፥ “ኣይትፍርሁ” ክብሎም’ዩ ዝተሰምዐ። ምኽንያት’ቲ ሓጎስ ክገልጸሎም ከሎ ድማ፥ “-ሎሚ መድኃኒ ክርስቶስ-ጎይታ ተወሊዱልኩም-” ኣሎ’ዩ ዝበሎም። ንሕና ድማ ሕጂ ከም […]
↧
↧
ህሉው ኵነታት ሃገርና
ምስ ምኽፋት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዋጋታት ሃለኽቲ ኣቕሑ ስለ ዝጐደለ ቍጠባዊ ኵነታት ህዝቢ ኤርትራ ብመጠኑ ተመሓዪሹ ነይሩ። እቲ ኵነታት ግን ነዊሕ ኣይቀጸለን። ኣይ ወርሒ ኣይክልተ ወርሒ ብዘይ ዝኾነ ሓበሬታ ዶብ ዳግማይ ተዓጽዩ ከም ዘሎ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። ከም ሳዕቤን ድማ ኣብ ትግራይ ዋጋ […]
↧
ATV Updated Frequency on Eutelsat and Nilesat
ATV Updated Frequency on Eutelsat and Nilesat ኣሰና ትቪ ፥ ኣብ ኤርትራን ከባቢኣን ዘለኹም ተኸታተልቲ ሳተላይት ቴለቪዥን፡ እዚ እትርእዩዎ ዘለኹም ናይ Eutelsal ከምኡ ድማ NIlesat Frequency ናይ ኣሰና ቲቪ እዩ፡ ካብ ክልቲኡ ኣየናይ ብንጹር ከምዝረኣየኩም ብምስትውዓል ሓብሩና `ሞ ሓዲኡ ምእንቲ ክንመርጽ።
↧
ATV: እዋናዊ ዛዕባ –ደምበ ተቓውሞ ብፍላይ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብዚ ሓድሽ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ – 1ይ ክፋል – Fri, Jan 4, 2019
↧
Ethiopia, Eritrea reopen another border crossing
DDIS ABABA: Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed and Eritrean President Isaias Afwerki on Monday reopened a border crossing between their countries as part of an ongoing reconciliation between the former foes. The two leaders re-opened the border crossing between Humera in Ethiopia and Oum Hajjer […]
↧
↧
VOICE OF ASSENNA: ፍግረ-መሬትን ፍግረ-ጒልበትን –ረዳኢ ክፍለ (ባሻይ) –ዝርብ ምስ ኣቶ ዮሃንስ ሃብተስላሰ – Jan 08, 2019
↧
The rope gets tighter around Eritrean Necks
The rope gets tighter around Eritrean Necks My fellow Eritreans, the Ethiopian Eritrean President come up yet with another skim to make the life of Eritreans in the diaspora more difficult. Now if you go to Eritrea, and want to get a temporary driving license, […]
↧
Chinese miner Zijin to pay $57M for additional three per cent of Nevsun shares
Zijin to delist Nevsun from stock exchanges after acquisition complete By Kaaria Quash January 08, 2019 Nevsun Resources’ majority owner, Chinese miner Zijin Mining Group, is purchasing another three per cent of the company’s outstanding shares for $57 million. The move will give Zijin more than […]
↧
ASSENNA: Atv News –ምኽፋት ዶብ ኦምሓጀር –ሑመራ –ምፍራስ ኣባይቲ ባረንቱ –ሱዳን፣ ረቡዕ 09 ጥሪ 2019
↧
↧
ATV: እዋናዊ ዛዕባ –ደምበ ተቓውሞ ብፍላይ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብዚ ሓድሽ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ – 2ይ ክፋል – Wed, Jan 09,, 2019
↧
ASSENNA: Atv –ደሃይ ህዝባዊ መራኸቢታት –ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ሕልሚ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኤርትራን ቀይሕ ባሕርን ይበራበር
↧
ATV: ዘየወላውል ድምጺ ህዝቢ ንምውጋድ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ካብ ስልጣን
↧
መላኺዶ ጸላኢ?
ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ኣብ ኤርትራ በትረ ስልጣን ካብ ዝጭብጥ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘውረዶ ኣደራዕን ውርደትን፡ ስቓይን መከራን ብኣሃዝ ክንድዚ ኢልካ ክትዝርዝሮን ክትግምቶን ኣዝዩ ኣጸጋሚ እዩ። ክውገድ ዝኽእል ዝነበረ ኩናት ዶብ 1998-2000 ምስ ኢትዮጵያ ጥራሕ፡ ክንደይ መንእሰያት ኤርትራ ህይወቶም ስኢኖን? ክንደይ […]
↧
↧
ብማዕበል ፖለቲካ ክትሕቈን ዘላ ቤተ-ከርስቲያን ተዋሕዶ ኤርትራ
ብማዕበል ፖለቲካ ክትሕቈን ዘላ ቤተ-ከርስቲያን ተዋሕዶ ኤርትራ ( 2ይ – ክፋል) መቸም ካብ ሱር-መሠረቱ፥ ወይ ካብ ጉንዱ ክርአ ከሎ፥ ዘዛርብ ጉዳይ ከይተረኽበ፥ ክዛረብ ኮነ ክጽሕፍ ዝደሊ ሰብ፥ ይርከብ’ዩ ክበሃል ኣይከኣልን። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ’ዩ ኣብዚ እዋናት’ዚ፥ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ብዝምልከት፥ ተደጋጊሙ ክዝረብን ክጸሓፍን ዝርከብ ዘሎ። ይኹን […]
↧
VOICE OF ASSENNA: Interview with Mr Yohannes Habteselassie p 2 – 10 Jan, 2019
↧
VOICE OF ASSENNA: ዝርርብ ምስ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኤውሮጳ –ሓሙስ 10 ጥሪ፣ 2019
↧