Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all 7726 articles
Browse latest View live

Eritrea welcomes Ethiopia’s olive branch, to send delegation to Addis Ababa

$
0
0
Eritrea’s president broke weeks of silence on Wednesday to respond positively to conciliatory overtures from bitter foe Ethiopia, raising hopes of a fresh start in the Horn of Africa. A brutal, fruitless border conflict between the two countries ended nearly two decades ago. Since then, […]

ልቢ ዘይብሉ ልቢ የብቁል፡ ልቢ ዘለዎ ልቢ ይዓድል!

$
0
0
ትማሊ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ካብ ዝተዘከራ መዓልቲ ስዉኣት ዝተፈልየት ብምዃና፡ ንርእሳ ንነዊሕ እዋን እናተዘከረት ክትነብር እያ። ኣብታ ሓርነትን ናጽነትን፡ ሕግን ፍትሕን ተሓሪሙዋ ዘሎ ሃገርና፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽንጽንታ ሰላም ሰሚዑ ተስፋ ዝሰነቐላ መዓልቲ ስለዝኾነት። ምስቲ ኹሉ ገጢሙዎ ዘሎ መስገደል፡ […]

ASSENNA: Daily News & Message by Rvnd Yohannes Ghebrehiwet – Poem by Solomon Sengal – June 21, 2018

VOICE OF ASSENNA: EDITORIAL –ልቢ ዘይብሉ ልቢ የብቁል፡ ልቢ ዘለዎ ልቢ ይዓድል! – BY Amanuel Eyasu

Statement by the Press Secretary on Progress Toward Peace Between Ethiopia and Eritrea

$
0
0
The United States is encouraged by the progress that Ethiopia and Eritrea have made to resolve longstanding disputes and normalize relations.  Over the past 20 years, the frozen conflict between these states has hindered stability and economic growth in the vital Red Sea region.  A […]

ኢሰያስ ደላዪ ሰላም ድዩ?

$
0
0
ኢሰያስ ደላዪ ሰላም ድዩ? ኢሰያስ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ጕዳይ ባጤራን ንግዳዊ ምልውዋጥን ስለ ዘይተሰማምዐ ኣብ ግንቦት 98 ባይቶ ወይ ካቢነ ሚኒስተራት ዘየጽደቖ ኵናት ዶብ ወሊዑ። ነቲ ኵናት ወሊዑ ንስዑድያ ከም ዘይገሸ ድማ፡ “ደቂሰ ጸኒሐ ሃንደበት ሳባ ምስ ነገረትኒ ሰንቢደ” ክብል መስደመም ዘረባ ኣስሚዑ። መስኪናይ ኢሰያስ […]

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራ ኢትዮጵያን ንዝርአ ዘሎ ናይ ሰላም ገስጋስ ዘለዋ ዘየማትእ ደገፍ ብወግዒ ገሊጻ።

$
0
0
እቲ ትማሊ 21 ሰነ ካብ ዋይት ሃውስ ዝወጸ መግለጺ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ነቲ ንነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ምስሕሓብ ፈቲሐን ዝምድንአን ናብ ንቡር ንምምላስ ብዝወሰዳኦ ተበግሶ ከም እንተተባበዐት ብምጥቃስ፡ ንምዕዋቱ ምሉእ ደገፍ ክትገብረሉ ቅርብቲ ቅርብቲ ምህላዋ የገንዝብ። እቲ ኣብዘን ክሊኤን ጎረባብቲ ሃገራት ንዝሓለፈ 20 ዓመታት […]

ASSENNA NEWS : Daily News –ኣመሪካ ንገስጋስ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ደገፋ ገሊጻ – FRIDAY, JUNE 22 2018


ASSENNA NEWS: ኣባ ባስልዮስ እንታይ’ዮም ክነግሩና ዝደልዩ ዘለዉ-? ዓርቢ 22 06 2018

ASSENNA NEWS : ኢሰያስ ደላዪ ሰላም ድዩ? ዓርቢ – 22 06 2018

Deadly explosion hits Ethiopia PM rally

$
0
0
BCEthiopia’s new PM Abiy Ahmed says several people have been killed in an explosion that hit a rally he was speaking at earlier on Saturday. He described it as an “unsuccessful attempt by forces who do not want to see Ethiopia united”. Mr Abiy was […]

VOICE OF ASSENNA: ሓበሬታ ብዛዕባ ሓድሽ ቻነል ኣሰና – ASSENNA NEWS – subscribe

ASSENNA NEWS : Daily Program to Eritrea –ሰላማዊ ሰልፊ ኣዲስ ኣበባን ነትጒ ቦንባን – Saturday, June 23, 2018

ኣልጀርያ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዘሎ ዝምድና ምዕባለታት ሰላም ምርኣዩ ሓጎሳ ብምግላጽ ደገፋ ከምዝገለጸት ሺንዋ ሓቢሩ።

$
0
0
እታ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ 1998-2000 ከቢድ ኲናት ድሕሪ ምክያዱ ከም መንጎኛ ዝተዋሰአትን ናይ ሰላም ስምምዕ ዝተኻየደላን ኣልጀርያ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዘሎ ዝምድና ምዕባለታት ሰላም ምርኣዩ ሓጎሳ ብምግላጽ ደገፋ ከምዝገለጸት ሺንዋ ሓቢሩ። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ ኣፈኛ ጉዳያት ወጻኢ `ታ ሃገር ዓብደሎኣዚዝ በናሊ ትማሊ […]

ንሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ምስ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቦምባ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ምክትል ኮምሽነር ፖሊስ ዝርከቦም 9 ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም ኣብ መርመራ ከምዝርከቡ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን።

$
0
0
ትማሊ ቀዳም 23 ሰነ፡ ንሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ምስ ዘጋጠመ ህይወት ናይ ሓደ ሰብ ኣጥፊኡ ልዕሊ 150 ዘቑሰለ መጥቃዕቲ ቦምባ ኢድ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት፡ ምክትል ኮምሽነር ፖሊስ ዝርከቦም 9 ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም ኣብ መርመራ ከምዝርከቡ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ […]

Algeria hails relationship development between Ethiopia, Eritrea

$
0
0
ALGIERS, June 23 (Xinhua) — Algeria’s Foreign Ministry Saturday welcomed the recent development in relations between Ethiopia and Eritrea. The Foreign Ministry Spokesperson Abdelaziz Benali Cherif Saturday said in a statement that Algeria welcomes the decision of Ethiopian authorities to fully implement the Algiers Agreement, […]

ASSENNA NEWS: ኣልጀርያ ደገፍ ሰላም –መርመራ ቦምባ ኢትዮጵያ –ዚምባብወ –ስዑዲ ዓረብ ደቀንስትዮ – Sunday, June 24, 2018

ASSENNA Interview with Dr Bereket Berhane –ኣብ እዋናዊ ምዕባለታት ኢትዮጵያን –ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን – June 24, 2018

ካብ ምዝዋር መኪና ሕሩማት ዝነበራ ደቀንስትዮ ስዑዲ ዓረብ እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊአን ጸኒሑ ዝጸንሐ እገዳ ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሐ ፍርቂ ለይቲ ድሕሪ ምብቅዑ ኣብ ጽርግያታት `ታ ሃገር መካይን ክዝውራ ጀሚረን።

$
0
0
ካብ ምዝዋር መኪና ሕሩማት ዝነበራ ደቀንስትዮ ስዑዲ ዓረብ እቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊአን ጸኒሑ ዝጸንሐ እገዳ ናብ ሎሚ ካብ ዘውግሐ ፍርቂ ለይቲ ድሕሪ ምብቅዑ ኣብ ጽርግያታት `ታ ሃገር መካይን ክዝውራ ከምዝጀመራ ስካይ ኒውስ ሓቢሩ። ሓንቲ ሰዓት ቅድሚ ምእካሉ ብበዓል ቤታ ኣብ ዝመርሓ መኪና ከተማ ወሪዳ፡ […]

Fetsum: The Eritrean Socio-Political MENU: PART II

$
0
0
As you know, Dr. Abiy Ahmed has resolved the border issue by fully accepting the international verdict on Badme leaving the rest for the Eritrean dictator to deal with. The dictator has now officially expressed his acceptance of the offer to a bright future between […]
Viewing all 7726 articles
Browse latest View live


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>