Quantcast
Channel: assenna – Assenna.com
Viewing all 7726 articles
Browse latest View live

Voice of Assenna: Eritrean Justice Seekers in Israel Organize an Event to Support Brothers & Sisters in Holot, Mon, Jan 25, 2016


መኸተ –ኣንጻር ስቓይን መከራን ዘናውሑ ዜጋታት ኤርትራ!!

$
0
0
ዝኸበርኩም አሕዋት ዜጋታት ኤርትራ፡ ህዝብና፡ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ብግዕዙይ ምሕደራ፡ ብድኽነትን ስእነትን፡ ብጭንቅን ሕሰምን ይሳቐ ከምዘሎ ካባኻትኩም እውን ዝተኸወለ ኣይኮነን።  ብሰንኪ ብልሹው ምሕደራ ዜጋታትና ከም ኣቕሓ ብይጽንሓለይ ይእሰሩን፡ ብዘይ ንቡር መስርሕ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይበልዩን ኣለው። ብሰንኪ ደረት ኣልቦ ግዱድ ዕስክርናን ዕዮን፡ መንእሰያትና፡ ወርሓዊ ብኣሻሓት ንስደት ይፈልሱ ኣለው። … more

ንዓመታ’ሞ ግድን ሓዲኡ ኣሎ።

$
0
0
ንዓመታ’ሞ ግድን ሓዲኡ ኣሎ።      26.01.2016፡ WEDI DIMBEZANon January 16, 2016 at 10:26 pm said: “ከምቲ ኣዴታትና ዝበልኦ “ጉልቻ ምቅይያር ነቲ ጸብሒ ኣየመቅሮን”። እቲ ጉዳይ ካብቲ ሱሩ ኣብ ጽልኢ ዝተመርኮሰን ናይ ባዕዲ ባ ህሊ ዘዅርዖ ቃልሲ ፣እቲ ውሽጡ ውሽጡ ንሕና ካብዘን ጥላም ዝወድያ ዓጋመን, ጥረ ስጋ ዝበልዓ ኣምሓራን ዝሰልጠንና ኢና ዝብ ል ኣጉል … more

PFDJ starts a new tactic to threaten activists – Prof. Mirjam we will stand by you!

$
0
0
Dear Sir/Madam I have been aware of something that I will like to bring to your kind attention. The PFDJ has started a new tactic to threaten activists.  Through one of YPFDJ leaders, it has accused a justice-seeking activist in a court of law. An ex-YPFDJ leader of the Holland … more

ኤርትራ ኣብ ቅልውላው –ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን –ብ ድምጽና – 2ይ ክፋል

$
0
0
ኤርትራ ኣብ ቅልውላው – ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት ኣድላይነት ዕጡቕ ክንፊ ካበይ ንበገስ፣ ብኸመይከ ንስራሕ? ኣገባባት ውደባ ሰፊሕ ናይ … more

WELCOME TO HELPING HANDS INTERNATIONAL SERVICES home page

$
0
0
Berhane G. Hailemichael My title: I am a simple man of little beginning who has enjoyed the compassion and loveliness of humanity and nature. My growth experience has shown me that regardless of background, location or education, you can still achieve your dreams. All we need is a helping Hands. … more

ሳልሳይ ዞባዊ ጉባኤን በዓል ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮን

Refugee: ‘Calais is like heaven compared to Eritrea’

$
0
0
Eritrean refugee Ezedin Osman, 29 of Nottingham City Centre tells his story during a special Beestonian Film Club hosted in partnership with Notts Alternative Film Network at Cafe Roya in Wollaton Road, Beeston Eritrean refugee Ezedin Osman arrived in Britain after months crossing mountains, two seas and at least eight … more

ደወለ-ኤርትራ* (state of Eritrea) ንምድሓን ዘጋጥሙ ከበድቲ ዕንቅፋታት፤

$
0
0
ደወለ-ኤርትራ* (state of Eritrea) ንምድሓን   ዘጋጥሙ ከበድቲ  ዕንቅፋታት፤ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ / EFND) ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲ ምልክታት ናይ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህዝባዊ ተሓታትነት ዘረጋግጽ  ቅዋማዊ ስርዓት ዘይምህላዉ አዩ። ዋላ’ኳ ኣብ መጀመርያ  ኣበጋግስኦም ህዝባዊ ደገፍ እንተረኸቡ፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ብኩራት  ሕጋዊ – ልጓም ዲክትተራውያን ዘሰላስልዎ ነገራት ኩሉ ንውልቃዊ  ጠቕሞም ዘቕነዔ … more

Voice of Assenna: OUR LIVES – Intv with Dr Berhan Tekle – Part 2

Fetsum: Either/OR: Power to the people or to the King!

$
0
0
Testimony: I saw two sets of the president’s latest interview available at MESKEREM and ignored them because of the deceptive and monotonous pattern of his speeches. I had no time for that BS nor did I have the courage to see that boring mustache on that miserable face. Let me … more

The polygamy hoax that spread from Iraq to Eritrea – BBC

$
0
0
A false rumour that men in Eritrea would be legally obliged to marry at least two women went viral this week. But it’s a hoax that has hit at least four countries to date, and actually began in Iraq, where it wasn’t as implausible as it seems. When a far … more

ጋዜጣዊ መግለጺ: ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ –ዓባይ ብሪጣንያ

$
0
0
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንዕለት 17 ጥሪ 2016  ሕዝባዊ  ኣኼባ ከም እነካይድ ሓቢርና ኔርና። ከምቲ ዝመደብናዮ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ዜተባብዕ፡ ዉዕዉዕ ተሳታፍነት ውን ተዓዚብና። ኮሚቴና ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝፈጸመቶም ዕማማት ጸብጻብ፡ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪባ። ኣብ ዝመጽእ ቀረባ እዋን ዝሳለጡ ዕማማት እውን ምስ ተሳተፍቲ ተላዚባ። ካብ ሕዝቢ ዝመጹ ዝተፈላለዩ ሕቶታት  መሊሳ፡  ሓናጺ … more

ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ: ኣርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ከተማ ሮቶርዳም –ሆላንድ

$
0
0
ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣብታ ብህግደፍ እትመሓደር፡ ኣብ ከተማ ሮቶርዳም ሆላንድ እትርከብ ኣርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነ-ምህረት ኤርትራ፡ ዝምልከት ሓደ ንብዙሓት ዘሰንበደ፡ ዘይንቡር ዜና ተዘርጊሑ። ንሱ ካኣ ካብተን ናብቲ ቤተ-ክርስቲያን ዝመላለሳ 22 ዝኾና ትሕቲ-ዕድመ ደቂ ኣንስቲዬ ጠኒሰን ኣለዋ ዝብል እዩ። እዚ ዜና’ዚ ብማስ-ሜዳያ ናይ ሆላንድ ድሕሪ ምዝርግሑ፡ እቲ ጉዳይ ኣዘራራቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ … more

Voice of Assenna: Interviews: Mr Kubrom Dafla Re Prof Mirjam’s Court Hearing in Amsterdam/Dembe Police- Part 4, Saturday, Jan 30, 2016


ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ንኣቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ፡ ከምኡ `ውን ንኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላ ሓምዳይ ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ሓቢሮም።

$
0
0
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ትማሊ 31 ጥሪ ንኣቦወንበር ተቓዋሚ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ ካብ ካርቱም፡ ከምኡ `ውን ኣብ ጊርባ ንዝነበር ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላ ሓምዳይ ካብ ከሰላ ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ሓደ ካብ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ዝኾነ ተጋድሎ ሓርነት ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ … more

Send the Eritrean refugees Home: they are just economic migrants”.

$
0
0
By Petros Tesfagiorgis Striking a chord: The protest in London was successful: I joined the protest late at 4.00 pm.  It started a 3.30.   The place in front of the Hammersmith Town Hall was alive with vibrant voices. Voices with slogan such as “shame of you” referring to those walking … more

ኣብ ለንደን ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንዝወደቦ ኣኼባ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም።

$
0
0
ኣብ ለንደን ዝርከቡ፡ ደለይቲ ፍትሒ፡ ልኡኻት ምልካዊ ህግደፍ ብስም ህዝባዊ መኸተ ንዘዳለዉዎ ኣኼባ ብምቅዋምን፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ህዝቢ ኤርትራ ንምቅላሕን ትማሊ 31 ጥሪ ኣብ  ለንደን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ናይ ተቓወሞ ሰልፊ ካብ ካልኦት ከተማታት ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት `ውን ተጸንቢሮም ነይሮም። ናብቲ ብህግደፍ ዝተወደበ ኣኼባ ንምስታፍ ዝተበገሱ … more

Voice of Assenna:Intv with former Eritrean Police Negasi Sereke (Dembe Police) Part 5, Mon, Feb 2, 2016

ሎሚ ኣብ በይ አርያ –ጽባሕ ኣብ ኤርትራ (ኣብ ዓድና)

Viewing all 7726 articles
Browse latest View live


<script src="https://jsc.adskeeper.com/r/s/rssing.com.1596347.js" async> </script>