ኣብ ከተማ ዮተቦርግ (ሽወደን) መበል 54 ዝኽሪ በዓል ሓደ መስከረም: ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን: ዝኽሪ እሱራትን ብዕለት 12 መስከረም ብድምቀት ከቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኣባላት ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርግን ከባቢኣን፣ ሓደስቲ ስደተኛታት ኤርትራውያንን ዕዱማትን ዝተረኸብዎ ጽምበል ቃል ኣቦ መንበር ብርሃነ ኪዳነን ፣ ኣስተምህሮ ታርኽን ሕጋዊ ሸነኻትን … more
↧
መበል 54 ዝኽሪ በዓል ሓደ መስከረም: ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን: ዝኽሪ እሱራትን ብዕለት 12 መስከረም ኣብ ከተማ ዮተቦርግ (ሽወደን) ብድምቀት ከቢሩ ውዒሉ።
↧
The need to wage a psychological war against the regime in Eritrea
… more
↧
↧
Heroic life of G15 in Eritrea – By Mohammed Barkay
Whenever September comes there are two events always remembered, the Eritrean Armed Struggle starting day by our hero Hamid Awate, and the arrest of our nation’s founding fathers – G15. As any African nation Eritrea and Eritreans suffered a lot under various colonizers and it is this fact that made … more
↧
ኣብ ዱባይ ስልጠና ሓይሊ ኣየር ክወስዱ ዝጸንሑ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ወጻኢ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም።
ኣብ ዱባይ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ስልጠና ሓይሊ ኣየር ክወስዱ ካብ ዝጸንሑ 15 ኤርትራውያን መንእሰያት፣ እቶም ሰለስተ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምርሕራሕ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እቶም ንሰለስተ ዓመት ዝተዋህቦም ስልጠና ገዲፎም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ሲራክ ቴድሮስ፣ ኣቤል ገብሪሂወት፣ ኣማን ዝብሃሉ ልዕሊ 22 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት እዮም። እቶም … more
↧
ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ፣ መበል 14 ዓመት ምሕዩር ናይ ፖለቲካ እሱራትን ጋዜጠኛታትን ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምኽንያት ብምግባር ሃንደበት ኣብ ማዕጾን መናድቕን ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ስእልታት ግዳያት ብምጥቃዕ፣ እቶም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑ ጻውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ስእልታት እሱራት ፖለቲካን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ዝተለጠፎ ማልያ ዝወደዩ ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ንጉሆ 16 መስከረም፣ ንመበል 14 ዓመት ምሕዩር ግዳያት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምኽንያት ብምግባር ሃንደበት ኣብ ማዕጾን መናድቕን ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ስእልታት ግዳያት ብምጥቃዕ እቶም ናይ ፖለቲካ እሱራትን ጋዜጠኛታትን ክፍትሑ ጻውዒቶም ብዓውታ … more
↧
↧
Voice of Assenna: Eritrean London Embassy Protest, Where Are Our Heroes? – Petros Solomon’s Intv with VOA (2001), Wed, Sept 16, 2015
… more
↧
Letter to Isaias Afwerki: A Call for Justice for all Eritrean Prisoners of Conscience in Eritrea
Letter to Isaias Afwerki A Call for Justice for all Eritrean Prisoners of Conscience in Eritrea We, the family members of Eritrea’s prisoners of conscience, demand the immediate release of the Eritrean heroes. We … more
↧
Eritrean London Embassy Protest, Where Are Our Heroes?
… more
↧
ማሰ!!!! ማሰ!!! ማሰ!!!! ደሚሒት!!!!!!!
ማሰ!!!! ማሰ!!! ማሰ!!!! ደሚሒት!!!!!!! ሔዚ!!!!! ዲንቒ!!!!!!!!!!!!!!!!! ኣይተ ኢሳያስ ወዳጀ ግርማ!! ወዳጀ ዕጥቂ ንኩናትዶ!! ይስነቕ በራሚል ኣረቂ ብዘይ ሕድገትዶ! ይመጽእዩ! ዕርቂ ሓሶት እንተተደመረ!! ኣይኸውን ሓቂ ስርዓት ሸፍትነትኩም! ፈኾሰ ካብ ጨርቂ ስራሕኩም! ኮነ ሓሶት! ምስ ስርቂ ሃገርና ገበርኩማ፡ ናይ ውላድ ድርቂ። ወዮም ዞምደሚሕት፡ እጢ መሓዛኹም እዚ ኣይተ ሞላ! ወዲ ኣይተ … more
↧
↧
Fr Athanasius’s message at the commemoration service for Ato Abraham Ghebre-Georgis
… more
↧
Everything falling apart: The saga of the dictator and Birhanu Negga
Remark: Nothing outlasts a social foundation built on benevolence for betri haki’s tketin ember aitsebern. Everything has a beginning and an end and there is no permanence in nature except the delusional life in the individualistic mind of a dictator. The sinking boat of Afwerki’s ultimate plan of reversing the … more
↧
ሓንቲ ዓለም: ክልተ ዓይነት ኣተሓሳስባ
ሓንቲ ዓለም: ክልተ ዓይነት ኣተሓሳስባ ኣማኑኤል ሳህለ ክልተኣውነት (duality) ኣብ መንፈሳውን ስጋውን እምነት ከም መሰረታዊ ኣምር ኮይኑ ካብ ዚዝውተር ነዊሕ ዘመናት ሓሊፉ እዩ። ኣብዛ ዓለምና: ወድሰብ ክልተ ገጻት : ማለት ስጋውን ነፍሳውን ባህርይ ከም ዘለዎ ዚኣምኑ ውሑዳት ኣይኮኑን። ገለ ግን: ኣይፋልን ወድሰብ ሓደ ተፈጥሮኣዊ ባህርይ ጥራይ እዩ ዘለዎ ብምባል ይማጎቱ። … more
↧
ተራ ግሉጽነትን ነጻ ፕረስን ኣብ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ምእንትኡ ዝኽፈል ዋጋን
ተራ ግሉጽነትን ነጻ ፕረስን ኣብ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ምእንትኡ ዝኽፈል ዋጋን ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ወርሒ መስከረም ኣብ ታሪኽና፡ ክልተ ዓበይቲ ፖለቲካዊ ለውጥታት ዝተራኣየላ ወርሒ ኢያ። ባሕቲ መስከረም 1961 ዓ. ም ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ጎነጽ ተሰጋጊሩ። 18 መስከረም 2001 ዓ.ም ድማ፡ እግሪ ክተክል ጀሚሩ ዝነበረ ትካላት ፕረስ … more
↧
↧
REMEMBER? Tomorrow is SEPTEMBER 18, 2015…join young activists determined not to forget !
↧
Voice of Assenna: Testimony of Fmr member of military intelligence, Mr Michael Araya, about G15′s detention in Embatkala – Part 5 and Final, Thursday, Sept 17. 2015
… more
↧
The London March in Support of Refugees: The unforgettable Day
… more
↧
ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ሰብ ሕልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መበል 14 ዓመት ማእሰርቲ ላዕለዎት ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፣ ሎሚ 18 መስከረም ‘ውን ነቲ ትማሊ ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝጀመሩዎ ናይ ዝኽሪ ስነስርዓት ቀጺሎሞ።
ኣብ ከተማ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ሰብ ሕልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መበል 14 ዓመት ማእሰርቲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ለውጢ ክተኣታቶ ብዘቕረቡዎ ጻውዒት ኣብ ምስጢራዊ ቦታ ተሓይሮም ዝሓቁ ዘለዉ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፣ ሎሚ ንጉሆ 18 መስከረም ‘ውን ነቲ ትማሊ ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝጀመሩዎ ናይ ዝኽሪ … more
↧
↧
ASSENNA VIDEO: Where are our heroes? – 14th Anniversary commemoration of the Eritrean leaders and journalists imprisoned by Dictator Isaias Afewerki
… more
↧
‘Haba’e Kuslu, Haba’e Fewsu’ – Part I: At War with Itself
‘Haba’e Kuslu, Haba’e Fewsu’ Part I: At War with Itself Three days before independence day May 24th, 2001, one of the G15’s (‘reformers’) characterizing the state of affairs within EPLF/PFDJ as ‘Haba’e Kuslu, Haba’e Fewsu’ was splashed across one of the independent Eritrean newspapers, bringing into open months of speculations … more
↧
18 መስከረም ፣መበል 14 ዓመት
… more
↧