ዮውሃንስ ጸጋይ – ሎንዶን – 25 August 2014 ናይ ሎሚ ሓጺር ጽሑፈይ፡ ነቲ ደራኺ ለውጢን ሞዕባለ ሓደ ሃገርን ዝኾነ መንእሰይ ኤርትራዊ፡ ዝዓለመት ኢያ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ውዳበታት ማሕበራት መናአሰይ ማለት፡- EYSNS, EYSC ዓርቢ ሓርነት,…ወዘተ ዝፍለጣ ማሕበራት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ውሽጢ ፖለቲካውያን ውድባት ኮይኖም ዝነጥፉ ዘሐብኑ መንእሰያት ኣለዉና። ይኹን’ምበር፡ እቲ … more
↧